ሕጻናትን ጎርዞታትን

Kinder und Jugendliche

ወድኻ/ኺ ናይቲ ከባቢቋንቋ ከመይ ክመሃር ከምዝኽእል፡ አላይት ቆለዓ ንምርካብ፡ኣብ Graubünden ትምህርቲ ከመይከም ዝኾነ፡ 2ይብርኪ ትምህርቲን ኣመራርጻ ሙያ ሓገዝ ንምረካብ ናብ ህፃናትን መናእሰይን ቢሮ ይወከሱ፡፡