ትግርኛ

አገዳሰነት ትሕዝቶ

Amt für Migration und Zivilrecht Graubünden
Fachstelle Integration
Grabenstrasse 1
7001 Chur
www.integration.gr.ch

 

ስእልታት

conTAKT-net.ch / Felix Abraham, Alephnull, Peter Atkins, Tom Bayer, Jen Ked Co, Contrastwerkstatt, Chepko Danil, Dron, Klaus Eppele, evok20, fotoARts, fotodesign-jegg.de, Fotofreaks, Till Gmür, Grafikbar, Duris Guillaume, Susanne Güttler, Herbie, Nikola Hristovski, Karin Hildebrand Lau, Eva Kahlmann, Robert Kneschke, Stefan Körber, micromonkey, Monkey Business Images, M&SFotodesign, Olly, Paylessimages, pbs.ch, Denis Pepin, Jean Pierre, Rido, Rob, Gina Sanders, Schweizerische Post Christian Schwier, Adrin Shamsudin, Svennie, Victoria P., Richard Villalon Roger Wehrli, Woodapple, Moritz Wussow, Lis F. Young
ETH Zürich
Fachstelle Integration Graubünden
Gemeinde Pontresina / C. Leder
Graubünden Ferien / Andrea Badrutt
KEYSTONE / Gaëtan Bally
Morguefile / jcmunt

Parlamentsdienste 3003 Bern
Sedrun Disentis Tourismus / M.Nutt
Shutterstock.com / A and N photography, AVN Photo Lab, connel, Iakov Filimonov, Antonio Guillem, Rob Hainer, Ralf Kleemann, Markus Mainka, Monkey Business Images, MorganStudio, Richard Peterson, Syda Productions, Inara Prusakova, Alexander Raths, Sangoiri, Patrick Thomas

 

 

ሕጋዊ ሓበሬታ

 

ሓፈሻዊ

ካንቶን Graubünden ነጻ ናይ ሓበሬታ ኣገልግሎት ዝህብ www.hallo.gr.ch ዝበሃልመርበብ ሓበሬታ አለዎ፡፡ ትሕዝቶ ናይዚ መርበብ ሓበሬታ ሓፈሻዊ ሓበሬታ ዝህብ ኪኸውን ከሎ ንጹርን የጠራጥርን ሙሉእ ንሓበሬታ ይህብ፡፡

 

ሕጋውነት ዘለዎ ዘይምክታት

ካንቶን Graubünden ንዝህቦም ሓበሬታታት ኣድላይ ዝበሃል ጥንቃቐ ዝወስድ እንተኸውን አብዝተ ሓተሙ ሓበሬታት ክፍጠርን ዝኽእል ግድፈት ጽሬት ጎዶሎምዃን ናይተኣማኒንት ጉደለትን ዘይሙሉእ ምዃን ውሕስና ዘይህብ ምዃኑ ይገልጽ፡፡
አብ ልዕሊ ሰበስልጣን ካንቶን ኣብ ቁሳዊን ዘይቁሳዊን በኣጠቓቕማ ዘጋጥም ጉድለት ወይድማ ምብለሻው ምጥቃምን ዘይምጥቃምን ዝተሓተሙ ሓበሬታት ጉጉ ይርክብ ወይድማ ናይ ክእለት ፀገማት ካብ መተኣማመኒ ዉሕስና ምሃብ ወፃኢ ብምዃኖም ከምኣሉታይ ለዓለሎም፡፡ ብዋና ኣገልግሎት ዝህብ ቀጥታ መስመር እውን ካብ መተኣማመኒ ውሕስና ወፃኢ እዩ፡፡
ካንቶን Graubünden ኣብ መርበብ ሓበሬታ ንዝርከቡት ሕዝቶታት ብዘይምንም ኣፍልጦም ሃብ ሙሉእ በሙሉ እወይድማ በፍርቂናይ ምቕያር ወይ ምስራ ዝከከም ኩነታቱ ድማ ናይ ዘይምሕታም መሰሉ ሕሉው እዩ፡፡

 

መጣቐሲታትን መራኸብቲን

እዚ መርበብ ሓበሬታ ምስ ካልእ ሳልሳይ ወገን መርበብ ሓበሬታ ዝራኸበሎም መጣቐስቲን መራኸብቲን መንገዲ ዘለዎ እንተኸውን፡፡ እዞም መጣቐስቲን መራኸብቲን ግነ ናይ ካንቶን Graubünden ሓላፍነት ኣይኮኑን፡፡ ተገልገልቲ ዝረኽበዎን ዝጥቀምሉን መርበብ ሓበሬታ ብናይ ባዕሎም ሓላፍነት ይኸውን ማለት እዩ፡፡ በዓል ስልጣን ካንቶን ኣብ ኣወፃፅኣ ቅዲን ትሕዝቶን መራኸብቲን መርበብ ሓበሬታን ምንም ዓይነት ተጽዕኖ የብሉን፡፡

 

ምሕላው ሓበሬታ

ኣብ መርበብ ሓበሬታ ናይ ዝኾነይኹን ስብ ዝገልጽ ሓበሬታ ኣይቕመጠን፡፡ ዋና ጥቕሚ እቲ መርበብ ሓበሬታ ስምዘይሓውስ ምዝገባ ምሃብ እዩ፡፡ እዚ ድማ ብምግምጋምን ሓፈሻዊ ዝኾነ ሓባሪ ብምፍላይ ትሕዝትኡ እና ዓበየ ዝኸይድ እዩ፡፡ ናይዚ መርበብ ሓበሬታ እሁይ መገልገሊ ሓበሬታ ምስካሊእ ዉለቀ ሓበሬታ ምርኻብ አይከኣልን፡፡
ናይ ዉልቀ ዉሽጣዊ ሓበሬታ በድሌት እቲዉልቀሰብ ምስመር በብሓበሬታ ብምርኻብ ንሕቶ ምጥያቕን ምምላስ ጥራሕ ምጥቃም ዝከኣል እንትኸውን ዘተጠቐምና ሎምና ይዉል ቀማራ ኸብቲ (ኢሜይል መራኸቢ ቅፅ) ሽራኽና ምስወዳእና መሊሰና ኣይንረኽቦምን፡፡

 

ናይ ቕዳሕ መሰል

ኣብ መርበብ ሓበሬታ ዝኣተዉ ኩሎም ሓበሬታታት ዝተሓለው መሰል ቕዳሕ ኣለዎም፡፡ መሰል በዓል ዋናነት ኩሉ ግዜን መጀመርያ ዘሐተመ ይወሃብ፡፡ትሕዝቶታት ምዉራድ ወይ ፕሪንት ምግባር ዋላእኳ ዝከኣል እንተኾነናይቲ ትሕዝቶ በዓልዋናነት መሰል ምዃን ኣይካኣልን፡፡ አብ መርበብ ሓበሬታ ዘተቐመጠ ትሕዝቶ ብዘይ ፍቓድ መሰል በዓል ዋና እቲት ሕዝቶም ብዛሕምስትኽኻን ሕብረተሰባዊ ጥቅሚን ንንግዲ ጥቅሚን አውፂእ ኻም ጥቃም ዝተኸልከለ እዩ፤፤