ስራሕ

Arbeit

ስራሕ ንምርካብ እንታይ ከምዘድሊ፡ ኣብ ግዚያዊ ስራሕን ምቁጻር እንታይ ዓይነት ሕጊ ከምዘሎ፡ብዛዕባ ትምህርቲን ስልጠናን ምስ እንደሊ ንመን ከምእነዘራርብ፡ናይ ወጻኢ ሙያ እንተለና ኣበይ ከንረጋግጽ ከምእንኽእል፡ ሓበሬታ ብዛዕባ እንታይነት "ወርሒብርሃን" ስራሕ እንተዘይብልና እንታይ ክንገብር ከምዘለናን ዘምሳሰሉ ሕቶታት ከጋጥመናእንከሎ ሙሉእ ሓበሬታ ኣብ ክፍሊስራሕ ይርከቡ፡፡