ሕጻናት

መፃሕፍቲን ባንቡላታትን

ክራይ መጻሕፍቲ ከምኡውን መጻወቲ ቆልዑ ብዝምልከት

ካንቶን ኣብ ዝርከቡ ዝተፈላለዩ ቦታታት፡ ቤተ መጻሕፍቲ (ናይ መጻሕፍቲ) ናይ መጻወቲን ላይብረሪ (መጻወቲ ቆልዑ) ኣሎ፡፡ ናይ ገንዘብ መዋጽኢ ትገብር እንተዄንካ ናይ መጻሕፍቲ ይኹን መጻወቲ ቆልዑ ክትካረ ትኽእል ኢኻ።