ምእላይ ቆልዑ መዋእለ ህጻናትን ተመሃሮን

ምእላይ ኣብ እዋን ዕረፍቲ ቤት ትምህርቲ

ኣብ እዋን ዕረፍቲ ቤት ትምህርቲ ውላደይ ኣበይ ይእለይ?

መብዛሕቱ ግዜ ስራሕ ዘለዎም ወለዲ ኣብ ኣብ እዋን ዕረፍቲ ቤት ትምህርቲ ካብ ስርሖም ከዕርፉ ኣይኽእሉን። ንቆልዑ መዋእለ ህጻናትን ተመሃሮን፣ ኣብ ዝተፈላለዩ ኮማት ናይ ምእላይ ተኽእሎታት ኣሎ፣ ገሊኡ ከኣ በተን ቤት ትምህርቲታት ዝቕረብ እዩ። ኣየነይ ተኽእሎታት ከም ዘሎ ንምፍላጥ ምስ ቤት ትምህርትን መጽናሕቲ ህጻናትን ተዘራረቡ። ስድራ ቤታት ብብሕተን እውን ብምድግጋፍ እናተበራረያ ክኣልያ ይኽእላ እየን።