ምምራጽ ዓውዲ ስራሕ

ናይ ሞያ ስልጠና ምርካብ

ናይ ሞያ ስልጠና ምርካብ

መናእሰይ ብመጀመርታ ክገብርዎ ዝግባእ ነገር ናይ ሞያ ስልጠናታት ኣበይ ከምዝወሃቡ ምፍላጥ እዩ። እቲ ቦታ ንምርካብ ካብ ዝሕግዙ ማዓዲታት ማእከል ናይ ግሳጸ ናይ ሞያ ስልጠና ምዝገባ LENA ተተሓሓዚነት ዘለዎም ድሕረ ገጽ ጋዜጣ ብምንባብ ምርካብ ይከኣል።

 

ብቀዳምነት ምስ ስልጠና ወሃቢ ትካል ብኣካል ወይድማ ብስልኪ ብምርኻብ ጠቓሚ እዩ። ካብዚ ብምቕፃል ብፅሑፍ ይምልከት። መምህራን ናይ ቀፃሊ ናይ ስራሕ ዓውዲ ንምምራጽ ኣማከርቲ ንመናእሰን ብሲቪ (CV) (ናይ ትምህርቲ ግለ ታሪክ)ን ናይ ሓገዝ ደብዳቤታት ኣፅሒፉ መመልከቲ ፎርም ብከመይ ከምዝምላእ ካርእዎምን ክካተቱ ዘለዎም እንታይ ዓይነት ሰነዳት (ሓበሬታ) ከምዝኮኑ ክነግርዎም ይክእሉ እዮም። ወለዲ ክገብርዎ ዝክእሉ ኩሉ ብምግባር ንደቆም ሓገዝ ክህቡ ኣለዎም። ኣብቲ ጉዳይ መሰረት ዝገበረ ምክሪታት ካብ ኢንተርኔት ምርካብ ይክእሉ እዮም።

 

መማረጺታት ወሰን ካብ ምካኑ መጠን መብዛሕትኦም መናእሰይ ናይ ሞያ ስልጠና ንምርካብ ምምካር ኣይሕለውን እዩ። እዚ ብዝበለጸ ድማ ውጽኢቶም ትሑት ዝኮኑ ተማሃሮ ይሰርሕ እዩ። መመልከቲ ኣብ ዝተፈላለየ ሞያታት መመልከቲ እንተድኣ ኣእትዮም ዕድሎም ክውስኽ ይክእል እዩ።

 

ተማሃሮ ክዋፈሩሉ ዝደልዩ ዓውዲ ምርጫን ናይ ሞያ ስልጠና ድልየት ዝጅምር ካብ መጀመርታ ቀዳማይ ምርጫ ውጻኢ ኣድላይ ትምህርቲ ዘመን ምውዳኡ ቅድም ክብል ዘሎ ናይ ትምህርቲ ዘመን ጀሚሩ እዩ። ኣብዚ ናይ ትምህርቲ እዋን ናይ ሞያ ስልጠና ብቅዓት ምዘና ናይ ፈተናታት ብምጥቃም ናይ ግሊ ብቅዓት ምግምጋም ይካኣል እዩ።