መማረጺታት ምምላእ ክፍተት

መማረጺታት ምምላእ ክፍተት

ንደቆ ናይ ሞያ ስልጠና ትምህርቲ ምርካብ ተዘይኪኦሎም እንታይ ክገብሩ ኣለዎም?

ናይ ሞያ ስልጠና ትምህርቲ ምርካብ ዘይከኣለ መንእሰይ “ክፍተት ማማልኢ ኣማራጺ” ዝበሃል ክጥቀሙ ይክእሉ እዮም። እዚ ማለት ብካሊእ ኣገላልፃ ንቀጻሊ ስልጠናታት ናይ ምርካብ ዕድላት ክዓቢ ዝገብር ከይዲ መፍትሒ እዩ። ጊዜኦም ትርጉም ብዘለዎ መልክዕ ንክጥቀሙ ይገብሮም።

 

ንጹር ዝኾኑ ጠላባት መናእሰይ ንምምላእ ዘገልግሉ ዝተፈላለዩ መማረጺታት ኣለዉ፡- ብፍቃደኝነት ናብ ቤት ትምህርቲ ንሓደ (1) ዓመት እዋን ምምላስ ሓደ ዓመት ዝወስድ መዳለዊ ኮርስ ምውሳድ ሕጽር ዝበሉ ናይ መመዘኒ ኮርሳት ወይድማ ተግባራዊ ስልጠናታት ምውሳድ ምስዚኦም ይጠቓለሉ።

 

ናይ ክፍተት መማሊኢ መማረጺታት ንሞያ ስልጠና ድልው ይገብሩዎም። ተግባራዊ ተመኵሮ ይረኽባ፣ ናይ ቤት ትምህርቲ ውጽኢቶም የማሓይሹ ከምኡውን ጥንኩር ጎንታቶም እንታይ ከምዝኾኑ ብንጹር ክፈልጡን ከሐይሉን እዮም። ከምኡውን ካብዝሓለፉ እቶም ማናእሰይ ሞያ ኣብ ሞያኦም ዝመርጽሉ እዋን ወይድማ ናይ ሞያ ስልጠና ንምርካብ ኣብ ዝደልዩሉ እዋን ይሕግዞም።

 

ምምህር ወይድማ ናይ ሞያ ዓይነት መማከሪ መማረጺ እንተሃሊይዎም ኣብቲ እዋን ይሓቶም። ንደቆም እንታይ እንተዝከውን ከምዝሰማማዕ መዓዝን ብከመይ ምምልካት ከምዝክእሉ ክሳዕ ክንደይ ዝከውን ከምዘዋጽኦም ይንገርዎም። ብተወሳኪ ኣብቲ ወጻኢ ሓገዝ ንምርካብ መመልከቲ ክቀርብ ኣለዎ። ይኩን እንበር እዚ ሕቶ ናይ መወዳእታ እዋን ቅድሚ ምብጽሑ ኢሎም ክገብሩ (ክኮኑ) ኣለዎም።