ሕጻናት

ዕብየት

ሕጻናት ብፅቡቕ ኩነታት ንክዓብዩ እንታይ ይደልዩ?

ሕጻናት ሓገዝ፣ ክንክን፣ ጥዕንኡ ዝሓለወ ምግቢ፣ ኣካላዊ ምንቅስቓስ፣ ምስ ካልኦት ሕጻናት ምርካብ፣ እኹል ድቃስ፣ ውሑስነትን ፍቕሪን ይደልዩ እዮም። ካብዚ ብተወሳኺ ንትምህርቲን ንመፃኢ ሂወቶምን ድሉው ንክኾኑ ንምሕጋዝ ጎስጓስን መተባብዒን ይደልዩ እዮም።

 

ንሕጻናት ኩልሻዕ ስሩዕ ግዜ ክትህቦም ኣለካ። ንደቅና ነበረያ ነበረ ክንነግሮም፣ ደርፊ ክንደርፈሎም ወይ ብዛዕባ ኣብ መጽሓፍ ዘሎ ስእሊ ሓበሬታ ክንህቦም ኣገዳሲ እዩ። ሕጻናት ምስ ካልኦት ሕጻናት ምጽዋትን ምጉያይን ይደልዩ እዮም። ቆልዑት ናብ መፃወቲ ሜዳ ኣዘውቲሮም ይወስድዎም። ሕጻናት እንቲወርዩን እንቲዕወቱ ንቀፃሊ ትምህርቶም ኣድላይ ዝኮነ ነገር ይረክቡ። ብከመይ ምስማዕ ከምዝክእሉ መን ምኻኖም ከመይ ከምዝገልፁ ነገራት ብከመይ ከምዘመዛዝኑ ብከመይ ምስትወዓል ከምዝክእሉ ይመሃሩ።

 

ሕጻናትን ስለከባቢኦም ዝበለፀ እናፈለጡ ምስ ካልኦት ሕጻናት ክፃወቱን ኣፈ ታሪክ ክስማዕ ተፈጥሮ እንተፈሊጦምን እንትጓየዩ ኣብ ቀፃላይ ክነብሩ ዝግባእ ዘማልአ ናይ ቤት ትምህርቲ ሕይወት ቁልፊ ልምምዳት ይረክቡ።

 

Graubünden ሕጻናት (ቆልዑት) ብቁልጡፍ ክዓብዩ ዝሕግዝ ከም ናይ ሕፃናት ትምህርቲ ምሕንባስ፣ ጉጅለ ሕጻናት፣ ናይ ወላዲን ናይ ሕጻናትን ኣካል ብቅዓት መደባት ትምህርቲን ናይ ጸወታ ጋንታታትን ዘጠቓልሉ ፍሉይ ንጥፈታት ኣለዎ።

 

ኣብ ከባቢኻ ዝርከቡ ነገራት እንታይ ከምዝኾኑ ካብ ኻልኦት ወለድቲን ካብ እትነብረሉ ከተማ ቤት መዘጋጃን ፍለጥ።

 

በ13 ቋንቋ ዝተዳለወ 65 ሓደሽቲ ፊልሚታት

ወለዲ ንደቆም ዕብየት ብዝሒ ዘለዎም ልምምዳትን ኣደንፂኻ ምርካብ ምፅዋትን፣ ምምሃር ካሮት ብምልሓፅ ኣብ ቢሮ (ክሽነ) ምፅዋት ኣካቲቶም ዝሓዙ ኩነታት ብምጥቃም አስተዋፅኦ ምግባር ይክእሉ እዮም።

 

እዚኦም በ13 ቋንቋ ዝተዳለዩ 65 ሓደርቲ ፊልሚታት ብዙሕ ሓሳባትን ምኽርን ሒዞም ይርከቡ።