ላዕለዋይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ

Baccalaureate ምስተረከበ ዝህልው መማረጺ

ድሕሪ ላዕለዋይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ እንታይ ዓይነት መማረጺታት ኣለዉ?

ኣብ ትምህርቲ ላዕለዋይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ዝለዓለ ነጥቢ ረኺቦም መደብ ትምህርቶም ዝዛዘሙ ተምሃሮ ናብ ዩኒቨርሲቲ፣ ፌደራላዊ ኢንስትቲዩት ቴክኖሎጂ ወይድማ ናብ ኣፕለይድ ሳይንስ ዩኒቨርሲቲ ኣትዮም ትምህርቲ ምክትታል ይኽእሉ።