ሕጻናት

ስራሕን ሕፃን ቆልዓን

ስራሕ እትኬድ ሕጻናት ደቆም መን ይሕልወሎም?

ሕጻናት ናይ ሚድሁ ተንከባከብቲ ሕጻናት የድልዮም እዩ። ሕጻናት በጉቡእ ምእንቲ ክዓብዩ ዝተፈላለየ ዓይነት መነቃቅሕን መበረታትዕን የድልዮም እዩ። ንሓደ ስድራ ቤት ኣባላት ኩሉ ጊዜ እዚኦም ወሳንቲ ነገራት ምምላእ ከምዝከኣል እዩ።

 

ብዙሓት ናይ ስዊዘርላንድ ግዝኣታት ዝዕድሚኦም ክሳብ 4 ዓመት ዝኾኑ ሕጻናት ናይ ክንክን ስፍራ አለዎም። ሕጻናትን ናይ ሚድሁ ሕጻናት ብቁዓት ዝኮኑ ክትትል ምንክብካብ ውሃብቲ ናይ ክንክን ትምህርቲ ይረክቡ። በጠቅላላ ወለዲ ደቆም ናብዚ ናይ ክንክን ክትትል ቦታታት በብዕለቱ ሓደ ሓደ እዋን ወይድማ ንፍርቂ መዓልቲ ንምውሳድ ክመርፁ ይክእሉ እዮም።

 

ሕጻናት ኣብ ውሽጢ ስድራ ቤት ምስ ካልኦት ሕጻናት ብምውዓል ክንክን ክረክቡ ይክእሉ እዮም። ሰባት ሙሉእ መዓልቲ፣ ፍርቂ መዓልቲ ወይድማ ንሰዓት ሕጻናት ቆልዑት ክሕልው ይክእሉ እዮም። ንዝሓሸ ሓበሬታ በጃኩም ናብ KJBE ናይ ሕጻናት ክትትል ትካል ይኪዱ።

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Fachstelle für familienergänzende Kinderbetreuung famur – für Familien in Graubünden

    ንተወሳኪ ናይ ሕጻናት ክትትል ማእከል famurReichsgasse 257000 Chur081 300 11 40www.famur.ch