ቤት ትምህርቲ

2ይ ብርክን 1ይ ብርክን ሳይክል

ውሉደይ ናብ ኻልኣይ ብርኪ ይኸይድ። እዚ ብከመይ ክኸውን ይኽእል?

ቀዳማይ (1ይ) ብርኪ ምስ ወድኡ ደቆም ናብ ካልኣይ (2ይ) ክፍሊ ይሕወሱ። ደቆም ኣብ ቤት ትምህርረቲ ዘርእይዎ ባህሪን ወጽኢትን ብምርኣይ እቲ መምህር ወይድማ ናብ ኣየናይ ዓይነት ቤት ትምህርቲ ምካድ ከምዘለዎ ሓበሬታ የቅርብ። እዚ ድማ ወይም እቲ ትምህርቲ ዝወሰደሉ እዋን ዘርእዮ ድልየት፣ ተግባር ብግሉ ዘርእዮ ጻዕሪ ፍልጠት ኣብ ግምት ዘእተወ ይከውን።

 

እዚ ሓበሬታ ዘይስማዕምዖም እንተኮይኖም ነቲ መምህር ምዝራብ ይክእሉ እዮም። ናይቲ ከባቢ በዓል ስልጣን ወሳኔ ዝህበሉ ይከውን። ወለዲ ውን ኣብቲ ዝተሓላለፈ ውሳኔ ይግባኝ ይሕተቱ።