ሕጻናት

ጋንታታት ጸዋታ ሕጻናት

ንውሉደይ ናብ ጋንታ ጸወታ ክሰድድ ኣለኒ ዶ?

ሕጻናት ጉጅለ ናይ ሕጻናት ዕብየት ብቁልጡፍ ንመላእ ሕጻናት ብቁዕ ንክኮኑ ይገብር። ሕጻናት ምስ ካልኦት ሕጻናት ተረዳዲኦም ምፅዋት ስሚዒቶም ንምልውዋጥን ሕድ ሕዶም ንምትሕስሳብን ምስተባኣሱ መሊሶም ዕርክነት ብከመይ ምህናፅ ከምዝክእሉ የምህር። ናይቲ ዓዲ ቋንቋ ፅቡቕ ጌሩ ምዝራብ ዘይክእሉ ሕጻናት ቋንቋ ተንከፉ ብዝኮነ ክእለቶም ከመሓይሹ ይሕግዝ።

 

ኣብ ዝነብሩሉ ከባቢ ብዝርከቡ ሕጻናት ጉጅለ ንምፍላጥ ኣብ ከባቢኦም ዘሎ በዓል ስልጣን ትካል ይዘራረቡ።