ማሕበራዊ ድሕንነት

Soziale Sicherheit

ማሕበራዊ ውሕስና ኣብ ስዊዘርላንድ እንታይ ከምዝመስል፡ ናይ ዕድመ ጸገብ ኣረጋዉያን ናይ ህልዉና ዉሕስና (Alters- und Hinterlassenenversicherung – AHV) ከምዝኾነ፡ ካብ ስራሕ ምስ ኣግለልካ ሂወት ከመይ ምምራሕን ምድሓንን ከምእትኽእ፡ ናይ ወለዲ /ቤተሰብ/ ጥሮታ መን ከምከም ዝወስድን ካልኦት ሓበሬታ ንምርካብ ናብ ክፍሊ ማሕበራዊ ድሕንነትይወከሱ፡፡