ውልቃዊ ጡረታ

ውልቃዊ ጡረታ

እንታይ ዓይነት መማረጺ ወልቃዊ ጡረታ (3ይ ዓምጺ) ኣለኒ?

ሳልሳይ ዓምጺ ወልቃዊ ጡረታ ዝበሃል ኣሎ ተወሳኪ AHVን ካልኣይ ዓምዲ። ኣብዚ ሳልሳይ ዓምዲ (ወይድማ ብጣዓሚ ትክክለኛ መግለፂ ዓምዲ 30 ዓንዲ 3ኤ) ድሕሪ ጡረታ ስራሕ ብናጻ ድሌትካ ጥሪት ንክትዓቑር እቲ መንግስቲ ናይ ግብሪ ምንካይ ብምግባር የተባብዕ።

 

መንግስቲ ከምዚ ዘኣመሰለ ምዕቋር ገንዛብ የበራትዓ ክሳብ ዝተወሰነ ልክዓ ብወስን ስራሕተኛታት ንAHV ክፍሊት ኣስተዋጸኦ ዝከፈሉ ኣብ ዓመት ፋንድ ጡረታ CHF 7,000 (ሓድሽ መጠን ተባሂሉ ኣብ ሕድ ሕድ ዓመት ዝቅመጥ) ኣብ ሳልሳይ ዓምዲ ይከፋሉን እቲ ገንዘብ ንዓላማ ቀረጾ ኦፋሳይት ይከውን። ናይ ባዓሎም ስራሕ ዘለዎም ሰባት ንሳልሳይ ዓምዲ ካብ ዓመታዊ ኡቶቶም 20% ይከፋሉ ከምኡውን እዚ መጠን ንዓለማ ቀረጾ ኦፋሳይት ይከውን። (ነዚውን ዝለዓለ ወስን ኣለዋ)። ስለዚድማ ሳልሳይ ዓምዲ እቲ ብጣዓሚ ጠቃሚ ጡረታ ዓቢይቲ ሽማግለ ናይ ግሊ ስራሕተኛ እዩ።