ኢንሹራንስ ጥዕና ሓለዋ

ሰነዳት ክፍሊት (ቅብሊታት)

ሰነዳት ክፍሊት (ቅብሊታት)

ስርዓት ጥዕና ኢንሹራንስ ስዊዝ ክፍሊት ተመላሲ ዝገብራሎም ክልተ መምርሒታት ኣለዎ። መቅረብቲ ግልጋሎት ንኣብት ሓፈሻዊ ሓኪም ወይ ፊዚዮቴራፒስት ንዝህቡዎ ኣገልግሎት ብክልተ መንገዲ ክፍሊት ይረኽቡ እዮም:-

 

  1. ወርሕስና ኢንሹራንስ ካብ ዘለዋ ዝክፋል ክፍሊት ካብ ወሕስና ወሃቢ (Tiers garantsystem) ተመሊሱ ክጸብጸብ ዝሕተት ኣቤቱጋ ዋጋ እዩ።
  2. ካብ ውሕስና ኢንሹራንስ ወሃቢ ዘስክፋል ክፍሊት ምናልባት ውሕስና ወሃቢ ምስ ኣቅራቢ ግልጋሎት እንተተሰሚሚዓም ወሕስና ወሃቢ ግልጋሎት የከሓሕሶ (Tiers payant system)።

 

ናይ Tiers garant ሜላ ክሳብ ምስ ኣቅራቢ ኢንሹራንስ ጥዕና ዝጋጤወ ዝኮነ ነገር ዘይተስማሚኣም ክጥቀሙ ይክእሉ። እዚ ማለት ናብ ዶክተር ምስ ካድ ደረሰይ ይልእኩ። እዚ በዓሎም ዝከፋልዋ ማለት እዩ። ዘባዝሕዋ ኢንቮይዝ ምስ ኦርጀናል ጌርሞ ይልእኩ/ካልኦት ክፋታት ደረሰይ ወይድማ ኮፒ ኢንቮይስ እዚ ኮፒ ናብ ጥዕና ፋንድ ኢንሹራንስ ይልኣኩ። እቲ መጠን ካብ ሕልፊ ንላዕሊ እንተኮይኑ ካብ ጠቅላላ 90% ናብ ባንኪ ኣካውንቶም ወይድማ ቤት ጸሕፈት ፖስታ giro ኣካወንት ኣቢሉ ይክፋሎም።

 

መተሓሳሰቢ:- ምእንቲጸገም ፋስት ገንዛብ ንምክልካል ብቁልጡፋ እቲ ኢንቮይስ ናብ ኢንሹራንስ ፋንድ ጥዕና ክልእኡ ይምከር። መብዛሕቲኡ እዋናት እቲ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፋንድ ቅድሚ ናይ ዶክተር ኢንቮይስ ክፋሊት እዋን ምውድኡ ናብ ኣካውንቶም ይልእክ።

 

ናይ ሆስፒታል ሰነዳት ክፍሊት ናብ ገዛኹም ወይ ናብ ፈንድ ኢንሹንስ ጥዕና ይለኣኽ። መብዛሕቲኡ እዋን እቲ ናይ ኢንሹራንስ ጥዕና ፋንድ ነቲ ኢንቮይስ በቅጥታ ይከፋል። ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፋንድ ወይድማ ሆስፒታል ሓላፋነት ዘለዎም ዝኮነ ይኹን ዋጋ ተነጸል ኢንቮይስ ይልእክ (ሕልፊ ኣስተዋጻኦ ኣብ ሆስፒታል ዝጸንሑሉ ዋጋ)።