ኢንሹራንስ ኢንቫሊዲቲ መንግስቲ (IV)

ኢንሹራንስ ኢንቫሊዲቲ መንግስቲ (IV)

እንመንዮም ብኢንሹራንስ ኢንቫሊዲቲ መንግስቲ ዝሕገዙ?

IV ዝብል መሕጸሮ ቃል ማለት Invalidenversicherung ኢንሹራንስ ኢንባሊዲቲ ማለት እዩ። ካብ AHV ተወሳኪ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝካየድ እቲ ካሊእ ዝሓሸ ማሕበራዊ ኢንሹራንስ ፎርም እዩ። ሓደ ሰብ ንኢንሹራንስ ኢንቫሊዲቲ ማለት እዩ። ሓደ ሰብ ንኢንሹራንስ ኢንቫሊዲቲ ብቁዓ ዝከውን ምናልባት ቋሚ ስራሕ እንተዛብሉ/ዘይብል ወይድማ ብምክንያት ኣካለዊ ጸገሞ ጸገም ናይ ኣእምሮ ጥዓና (እንተወሓደ ንሓደ ዓመት) ዝዘለቀ እዋን እንተሃልዩዋ እዩ።

 

ናይ IV እቲ ናይ ቀዳምነት እጃሞ እቲ ሰብ ምስ ስራሕ ቁጻር ተተሓሓዙ ዝመጸእ ሰሩዓ ዝኮነ ስጉምቲ ንምቅሚጥዩ። IV ነቲ ውሕስና ኢንሹራንስ ዘለዋ ሰብ ጡረታ ዝከፋል እዚኦም ዓወታት እንትኮኑዩ።

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Sozialversicherungsanstalt des Kantons Graubünden

    ናይ Graubünden ካንቶን ትካል ማሕበራዊ መድሕንOttostrasse 247000 Chur081 257 41 11www.sva.gr.ch