ኢንሹራንስ ጥዕና ሓለዋ

ሕልፌ

እንታይ እዩ ክከፋ ዘለኒ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስስ ፋንድ እንታይ ይካፋለኒ?

ባዓሎም ዝከፋልዋ ዋጋ ክፋሊታተር ሕክም ምስ ፕሪመም ሓዊሱ ኣሎ። እዚ “Franchise” ፍራንቸዝ (ሕልፌ) ብምባል ይፍለጥ። ክንደይ ዝከወን ሕልፌ ምክፋል ከምዝደልዩ ክመርዓ ዝከወን ሕልፌ ምክፋል ከምዝደልዩ ክመርዓ ይክእሎዮም። እቲ ዝተሓተ ሕልፌ CHF 300 እዩ እቲ ዝዓበየ CHF 2,500 እዩ። ምስ ዝለዓ ሕልፌ ሓዊሱ እዚ ማለት ኣብ ዓመት ክሳብ መጠን CHF 2,500 ጠቅላላ ወጸኢታት ሕክምና በዓሎም ይከፋሉ። ነዛኦም ዝቅመጥ ፕሪመም ትሑት እዩ። ኣብ ዋኒን ትሑት ሕልፌ (ንኣብነት CHF 300) ወርሓዊ ፕሪሜም ዓቢይ እዩ። ይኹን እንበር ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፋንድ ክፍሊት ዝጀምር እቲ ዋጋ ካብ CHF 300 እንትበልጾ እዩ።፡ እቲ ዝዓበየ ሕልፊ (ከምኡወን ዝነኢስ ፕሬሜም) ምናልባት ሓደ ሓደ እዋናት ጥራሕ ዝሓሙ እንተኮይኖም እቲ ዝሓሸ እዩ።

 

ምናልባት ኣመታዊ ናይ ሕክምና ዋጋ ካብ ዝከፋልዋ ክፍሊት ሕልፊ ተኮይድ ተወሳኪ ዋጋ 10% ክከፋሉ ይግባር። ናይ እዚ ድማ ኛይ ሕሙም ኣስተዋጸኦ (Selbstbehalt) ተባሂሉ ይፍለጥ። ብሕቲ እቲ ዝወሓደ ሕሙም ኣስተዋጸኦ ኣብ ዓመት CHF 700 እዩ (ከም ጀንዋሪ 2019)።

 

ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፋንድ ዋጋታት ጥንሲን ወላድካብ ካብ ፈለማ ሙሉእ ብሙሉእ ከምዝሽፈን ግምት ዝህብዩ