ጥዕና

Gesundheit

ሓኪም ከመይ ጌርካ ከም ዝርክብ፡ ናይ ህፃናት ጥዕና ኣገልግሎት፡ ኣብ ሓደጋ ግዜ እንታይ ክትገብር ከምዘለካ፡ ሓበሬታ ኣብ ስዊዘርላንድ ብዛዕባ ጥንስን ምዉላድን ጥዕና ዉሕስና ከመይ ከምእትረክብ ናብ ጥዕና ክፍሊ ይወከሱ፡፡