ምዕቓን ስድራ ቤት

ምዕቓን ስድራ ቤት

ምዕቓን ስድራ ቤት እንታይ ማለት እዩ?

ሕድሕድ ጽምዲታት መዓዝ ቆልዓ ክወልዱ ከምዘለዎም ክውስኑ ናይ ግድን እዩ፡፡ ጥንሲ ንምክልኻል ወይ ቆልኣ ንምውላድ ዝኾነ ነገር ክትገብሩ ትኽእሉ ኢኹም፤ ይኹን እምበር ኩሉ ነገር ብዘለካ መደብ ክፍጸም ኣይክእልን። ኣብዚ እዋን እዚውን ብዘይ ትልሚ ዘጋጥሙ ጥንሲታት ከምኡውን ቆልዓ ክወልዱ ዘይኽእሉ ዓዴታት ኣለዉ። ኣስታት 20% መጻምድቲ ክወልዱ እናደለዩውን ክወልዱ ኣይኽእሉን። ብዛዕባ እዚኦም ጉዳያት ካብ ማእኸላት ምኽሪ ሓገዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

ዓርኪ

ዓርኪ

  • adebar Fachstelle für Sexuelle Gesundheit und Familienplanung Graubünden

    ምኽሪ ኣብ ውጥን ስድራቤት፡ ጾታዊ ጉዳያትን፡ ጥንስን መጻምድትን ዝምልከቱ። ንስደተኛታት ጥኑሳት ዝወሃብ ሓገዝ።Reichsgasse 257000 Chur081 250 34 38www.adebar-gr.ch