ጥዑይ ናብራ

ምግቢን ኣካላዊኣ ምንቅስቓስ

ብከመይ መንገዲ ጥዕንኡ ዝሓለወ ምግቢ ዝጥቀም?

ጥዕንኡ ዝሓሓለውን ዝተመጣጠነን ምግቢ ጠቃሚ እዩ፤ ምክንያቱ ድማ ጽቡቕ ስምዒት ስለዝፈጥርን ነብስኻ ካብ ሕማም ስለዝከላኸል እዩ። ጥዕንኡ ዝሓለወ ምግቢ ንቆልዑት ዓብየት ብጣዓሚ ጠቃሚ እዩ። ይኹን እንበር ጥዕንኡ ዝሓለወ ልምዓ ምግቢ እትክክል እንታይ እዩ? እዚኦም እዮም በዓል ሞያ ናይ ዕለት ዕለት ልምዓ ምግቢ ብምባል ዝተሓስስቡ:-

 

  • ፋሳሲ፡- ሓደ ወይድማ ክልተ ሊትሮ ፈሰሲ ክወሳድ ይግባት ከምመረጾ ሚነራል ዘለዋ ማይ ዝሰተጸረየ ማይ ብጣዓሚ ምሕረት ዘይበዝሐ ፈሳሲ ናይ ፈራፈረ ሸሂን ባሕላዊ ሸሂ እዮም። መነቃሕሊ ካፌን ዝሓዙ መስተታት ብብዝሒ ክስተዩ የብሎምን፤ ንኣብነት ቡን፣ ጸሊም ሻሂ ወይ ሓምለዋይ ሻሂ
  • 5 ክፋል ዘለዎም ዘይበሰለ ወይድማ ዝበሰለ ፍረ ምረን ኣሕምልቲን። እዚ ድማ ዘይምቑር ጽሟቕ ፍሩታ የጠቓልል።
  • ስለስተ ክፍሊ ካርቦሃይድሬት ንኣብነት ባኒ (ምናልባት እንተተካኢሉ ኣብ ጠቅላላ መኣዲ/ጠቅላላ ጥራጥረ) ፓስታ/ኖድልስ ሩዝ ወይድማ ካልኦት ምህርቲ ንኣብነት ድንሽን ፐልስን (ንኣብነት ዓተር፣ ብርስን)
  • ሓደ ክፋሊ ፕሮቲን ንኣብነት ስጋ ዓሳ እንቋቁሖ፣ ፋርማጆ ቶፉ ወይድማ ካረን
  • ስለስተ ክፋል ናይ ጸባ ውጽኢታት ንኣብነት 200 ሊትሮ ጸባ 180 ግራም ርግዖን 60 ግራም ፋርማጆን
  • ምግቢ ኣብ ዘብስሉሉ እዋን ንእሽቶ ዘይቲ ተጠቀም፤ ሪፕሲድን ኦሊቭ ዘይቲን ብጣዕሚ ጥዕንኦም ዝሓለው እዮም
  • ንእሽቶ መጠን ጥራሕ፡- ምቁር (ቸኮሌት ኬክ) ጨው ዝበዝሖም ስናክስ (ጠዓሞት)፣ ልስሉስ መስተታት (ኮካ)ን ኣልኮልን። ኤክስፐርት በዓል ሞያ ንቆልዑት መነቃቅሒ ዝሓዙ ሓይሊ ወሃብቲ ኮይወሃቡ ይሕብሩ።