ሕማም

መንነትካ ዘይንጸረሉ ሓገዝ

ብመንነትካ ዘይንጸረሉ ሓገዝ ኣበይ ይረክብ?

ሓደ ሓደ እዋት ወደቀት እንተበጸሕዋ ሕጸጽ/ቁልጡፋ ምክሪ የድልዮም። እዚ ዝረክቡ Dargebotene Hand (ናይ ሓገዝ ኣዲ) ብዝበሃል ትከልዩ። ብቴሌፋን ናይ ነፃ ምክሪ ይህብ። ብቪያ ኤሜል ወይድማ ኢንተርኔት ቻት ( www.143.ch) ነፃ ምክሪ ይህብ። ኣብ ህጹጽ ኩነታት ብቁጽሪ ቴሌፎን 143 ምስ ኦፕሬተር ይዘራረቡ፤ እዚ ብምግባር ኣብ ቀጸለይ እንታይ ከምዝገብሩ ንምፋለጥ ይሕግዞም። Dargebotene Hand ኢድ ንኹሉ ሰብ ናይ ምክሪ ኣገልግሎት ዝህብ እዩ ከምኡውን ፋጾም ሚስጥራዊ ብዝኮነ መንገዲ ይሰርሕ።

 

ንመናእሰይ ጥራሕ ዝወሃብ ፍሉይ ምኽሪ ኣብ ኢንተርኔት ይርከብ። www.lilli.ch ብዛዕባ ጎርዞታትን መናእሰያትን ብዛዕባ ደቀንስትዮን ኣዚዮም ኣገደስቲ ሓበሬታታት ዝትረኽባሉ ጽቡቕ መርበብ ሓበሬታ እዩ፤ንኣብነት ብዛዕባ ርክብ ግብረ ስጋ፣ ምክልኻል ጥንሲን መጥቓዕቲን፡፡ ኻልኦት ሰባት ዝሓቱዎም ሕቶታት ክተንብቡ ወይ ሕቶታት ክትሓቱ ኣለኩም፡፡ ሕቶ ዘለዎም ቆልዑት ወይ መናእሰያት ናብ Pro Juventute ብቁጽሪ ተሌፎን 147 ብምድዋል ወይ ናብ 147 ናይ ጽሑፍ መልእኽቲ ብምስዳድ ወይ ኣብ መርበብ ሓበሬታ ብ 147 ዕላል ብምግባር ክውከሱ ይኽእሉ። ኣብ www.147.ch ብዛዕባ እቶም ኣገልግሎታት ኻልኦት ሓበሬታት ክትረኽቡ ትኽእሉ ኢኹም።

 

ሓደ ሓደ ወለዲታት ደቆም ብጣዓሚ ኣጸገምቲ ኮይኖም ይረክብዋምዮም። ወይድማ ናይ ወድቀት ቦታ በጸሓም ክረክቡ ደይክእሉ ወይድማ ባዓሎም ኣብ ኣጸጋሚ ጭንቀት ክረክቡ ይክእሉ Elternnotruf ናይ ወለድቲ መስመር ሓገዝ ኣብ ህጹጽ ኩነታት ተወከሱ። ኣብ 0848354555 ይራቡ። ብዛዕባ ዋኒን ወለዲ ምስ Elternnotruf ንምዝርራብ ቀጸሮ ክትገብሩ ትኽእሉ። ንዝያዳ ሓበሬታ ናብ www.elternnotruf.ch መርበብ ሓበሬታ ተወከሱ።