ሕማም

ናይ ኣእምሮ ጥዕና ጸገም

ኣእምሮኣዊ ናይ ጥዕና ጸገም እንተድኣ ተጓኒፈ እንታይ ክገብር እኽእል?

ናይ ስድራ ቤት ሕይወት ወልቃዊ ኩነታትን ስራሕ ካብ እዋን ናብ እዋን ኣጸጋሚ ነገር ብምፋጠር ናይ ኣእምሮ ሕማም ንኣብነት ጭንቀት ብጣዓሚ ዝተለመደ ጸገም እዩ ኣብ ሕይወት ዝተለመደ ጸገም እዩ ኣብ ሕይወት እንዳዛለወ ካብ ሰለስተ ሰባት እቲ ሓደ እዚ ጸገም ከጋጥሞ ይክእልዩ። ተከታታሊ ናይ ሰቃይ ስሜዓት ጭንቀት የምጸእዩ። ንኣብነት ወይድማ ንነዊሕ እዋት ዝዘለወሰ ሓዘን ክፋጠር ይክእልዩ። መብዛሕቲኡ እዋን ብዘይ ሓገዝ በዓል ሞያ እዚ ሕማም ከነሽንፋ ኣይንክእልንኢና።

 

ናይ ኣእምሮ ሕማም መራሓ ሕማም እዩ ከምኡወን ክሕከም ኣለዋ። ናይ ስነ ልቦና በዓል ሞያ ወይድማ ስይካትሪስት (ኣብ ናይ ሰቢት የኣእምሮ ሳይኪስፔሻሊስት ዝኮኑ ኣብኢምዚ ዓይነት ናይ ሕይወት ተጋፋታት ይሕግዘዋም። ናይ ስነ ኣእምሮ በዓል ሞያ ንሕሙማት ሕክምና ወይድማ ምክሪ ብምሃብ ጸገምም ከሸንፋን ኩነታቶም ከመሓየሽ ይገብሩ

 

ምናልባት ቅድሚኹሉ ምስ ሓፈሻዊ ሓኪም ክዛረቡ ዝደልዩ እንተኮይኖም እሶ/እሳ ምስ በፒሻሊስት ከራክቦም ይክእልዩ። መሰረታዊ ናይ ጥዐና ኢንሹራንስ ፈንድ ብዶክተር ዝተገበረ ሕክምና (ሳይካትሪስት) ዝተገበረ ጥራሕ እዩ ክፋት ዝሽፋን

 

ኹሎም መማክርቲን ናይ ስነ-ኣእምሮ ክኢላታትን ንሕጊ ሓለዋ ሚስጥር ተገዛእቲ እዮም ከምኡውን ናትካ ሓበሬታ ንዝኾነ ኻሊእ ሰብ ኣሕሊፎም ኣይህቡን፡፡

ስነ-ኣእምሮኣዊ ጸገም ዘለዎም ሰባት

ኣገልግሎት ሳይክያትሪ ግሪሶንስ (Grisons Psychiatric Services) ኣብ ሆስፒታል ደቂሶም ንዝሕከሙን ከምኡውን ብኸፊልን ምሉእ ብምሉእ ተመላለስቲ ናይ ስነ- ኣእምሮ ሕሙማት ዓበይቲ ሰባት ስነ- ኣእምሮአዊ ሕክምና ምርካቦም የረጋግጽ፡፡

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Psychiatrische Dienste Graubünden (PDGR)

    ናይ Graubünden ስነ-ኣእምሮኣዊ ኣገልግሎታትLoëstrasse 2207000 Chur058 225 25 25www.pdgr.ch

ናይ Graubünden ናይ ቆልዑትን መንእሰያትን ስነ-ኣእምሮ

እዚ ትካል እዚ Kinder- und Jugendpsychiatrie Graubünden (kjp) ንህጻናትን መንእሰያትን ሕሙማት ስነ-ኣእምሮ ዝወሃብ ስነ-ኣእምሮኣዊ ሕክምና ናይ ምክትታል ሓላፍነት ኣለዎ፡፡

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Kinder- und Jugendpsychiatrie Graubünden (kjp)

    ናይ Graubünden ናይ ቆልዑትን መንእሰያትን ስነ-ኣእምሮ)Masanserstrasse 147000 Chur081 252 90 23www.kjp-gr.ch