ምዕቓን ስድራ ቤት

ፎርማሊቲታት

ቅድሚ ወሊድ እንታይ ፎርማሊታት ከማልእ ኣለኒ?

ናይ ቤተሰብና ሪከርድ መጽሓፍ ወይድማ ምስክር ወረቀትን ናይ ነባሪነት ሰነዳት ኣለወንደ። ምምሕዳር ሆስፒታል እቲታ ሕፃን ምስተወለደት ኣብ ቤት ጽሕፈት ሪጂስትራር ንምዝጋብ እዚኦም ሰነዳት ይደልይ። ቅድሚ ሕፃን ምወላድ ኣብ መወዳእታ ስሙን ናይ ሕፃን ሽም ንመወዳእታ እዋን ዝትመርጸሉ እዩ። ሆስፒታ ዘዳለወዋ ሽም ክወሰኑ ይሓትት። ሕፃን ወደን/ጓለን ቅድሚ ምወለድ/ዳ ሽፋን ጥዕና ኢንሹራንስ ፋንድ ኢንሹራንስ ይሃ። ዝተማለኣ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ከይህልወ ይክእልዩ ሕፃን ወደን/ጓለን ሙሉእ ሽፋን ይረክብ። ምናልባት ወለድቲ ዘይተመርዓው እንተኮይኖም እቲ ኣቦ ናይቲ ቆልዓ ኣቦ ከምዝኾነ ኣፍልጦ ክህብ ናይ ግድን እዩ። እዚ ማለት ኣብ ቤት ጽሕፈት ሬጅስትራር ኣቦ ከምዝኾነ ብወግዒ ክምዝገብ ኣለዎ፡፡ ድሕሪ ሕርሲ ንዘይተመርዐዉ ወለድቲ ሰበ ስልጣን ክውከሶም ይኽእል፤ እቲ በዓል መዚ ንቆልኣ መባጽሒ ወይ መእለዪ ሓገዝ ዝግበረሉ ኩነታት ምትእርራይ ይገብር።