ሃገር

Staat

መሰረታዊ ቅርጺ ዲሞክራሲ ኣብ ሰዊዘርላድ ንምፍላጥ፡ ኣብ ሰዊዘርላንድ ብበዝሒ ህዝብታት ዝዝረብ ቋንቋ፡ ፖለቲካዊ መስርሕ ከመይ ከምዝሰርሕ፡ መሰል ንነጻነት ንእምነት ከመይ ከምዝመስል፡ ሕገመንግሰቲ ሰዊዝ ኣብ ከለላ ማዕርነት ደቂአነስትዮን ደቂተባዕትዮን እንታይ ከም ዝመስል ሓበሬታ ንምርካብ ንሕቶን መልስን ሰዊዘርላድ ይወከሱ፡፡