ፖለቲካ

ፖለቲካዊ ስርዓት

ብከመይ እዩ ናይ ስዊዘርላን ፖለቲካዊ ስርዓት ዝስርሕ?

ናይ ስዊዘርላንድ ፖለቲካ ኣብ ፌዴራል ሕገ መንግስቲ (መሰረታዊ ሕጊ እታ መንግስቲ) መሰረት ዝገበረ እ ከምኡውን በዚድማ ሕገ-መንግሳታዊ መንግስቲ ትክተል ዓዲ እያ ምክንያቱ ድማ ዜጋታት ናይ ባዓሎም እጃም ብምደዊት ብጥምረት ኣብ ሕዝባዊ ዋኒናት ይወስኑ። ናይ ስዊዘርላንድ ቀጥተኛ ዲሞክራሲ ኣብ ዓምለኸ ከም ኣብነት ትለዓለሉ እዩ።

 

ከምኡውን ፌዴራላዊ ቅርጺ ኣለዎ ምክንያቱድማ ካንቶን ዘካተተ ብዓዩ ነፃ ዝኮነዩ። ኣብ ሕዚ እዋን ስዊዘርላንድ 26 ካንቶን ኣለዎ፣ ካብዚኦም እቶም ሸድሸተ ፈርቂ ካንቶን እዮም። ናይዚኦም ናይ ኣፈላለይ መጠንን ኩነታት ብነበርቲ ቋንቋን ናይ ሃይማኖት ትሕዝቶ መሰረት፡ Zurich፣ Bern፣ Lucerne፣ Uri፣ Schwyz, Obwalden and Nidwaldenን (ፍርቂ ካንቶናት)፣ Glarus፣ Zug፣ Fribourg፣ Solothurn፣ Basel-Stadt and Basel-Landschaftን (ፍርቂ ካንቶናት)፣ Schaffhausen፣ Appenzell Ausserrhodenንን Appenzell Innerrhoden (ፍርቂ ካንቶን)፣ St. Gallen፣ Graubünden፣ Aargau፣ Thurgau፣ Ticino፣ Vaud፣ Valais፣ Neuenburg፣ Genevaን Juraን እዮም።

 

ናይ ስዊዝ ዲሞክራሲ ኣብ ስዊዝ ፌደራል ሕጊ - መንግስቲ ኣፍልጦ ዝተወሃቦም በዓል ሰልጣን ክፋላት መሰረት ዝገበረ እዩ። እዚ ማለት ናይ መንግስቲ ስልጣን ናብ ብዙሓት ኣካላት መንግስቲ ዘርጊሑ ዝሓዘ ይገብር:-

 

  • ሕጊ ኣውጻኢ ጨናፍር (ስልጣን ሕጊ ምውጻእ) ናይ ሃገራዊ ፓርላማ እዩ። ከምኡውን Bundesversammlung ወይድማ ባይቶ ፌዴራል ተባሂሎም ይፍለጡ ከምኡውን ክልተ ክፋላት ዝሓዙ እዮም። እዚኦምውን ሃገራዊ ባይቶን ናይ ክልላት ባይቶን እዮም። ሃገራዊ ባይቶ ንህዝቢ ዝውክሉ 200 ኣባላት ኣለዎም። እቶም 46 ኣባላት ባይቶ ክልላት ኣብ ውሽጢ እቲ ፓርላማ ናይ 26 ካንቶናት ተወከልቲ እዮም።
  • ኣብ ደረጃ ሃገር ዘሎ ጨንፈር ፈጸምቲ ሕጊ (ሕጊታት ናይ ምፍፃም ስልጣን) ዘለዎ ኣካል ናይ ፌዴራል ጠቕላይ ቤት ፍርዲ፣ ናይ ፌደራል ቤት ፍርዲ ገበንን ናይ ፌደራል ቤት ፍርዲ ምምሕዳራዊ ጉዳያት ዘጠቓለለ እዩ፡፡

 

ልክዓ ከም ፌዴሬሽን እቶም 26 ካንቶን ኣብ ስዊዘርላንድ ናይ ስልጣን ክፋፋል ክፋሊታት ሓዞም ይስርሑ ከምኡውን ዘለዎም መሓወራዊ ቅርጺ ይፈላለይዩ። ካንቶን ፓርላማ ኣለዎ (ኣብ ኩሉ ካንቶን ዘይኮኑ) ካንቶናል መንግስቲን ካንቶና ቤት ፍርዲ።