ፖለቲካ

ናይ ምውሳን መሰል

ንዜጋታት ወጻኢ ዓዲታት እንታይ ዓይነት ፖለቲካዊ ውሳነ ናይ ምውሳን መሰል ኣለዎም?

ዜጋታት ኣብ ስዊዘርላንድ ሰባት ናይ ፖለቲካ ደምጸም ክህቡ ዘለዎም ዋና ዋና መስሪሒ ከጥቀሙ ዝተቀመጠ ኩነታት ኣሎ እዚ ድማ ንሰዊዝ ዜጋታት ዝተሓላወ እዩ። ሓደ ሓደ ካንቶን ኣብ ዝተገበረሎምዮም ከምኡውን ናይ ወጻኢ ዓዲታት መሰል ምምራጽ ኣብ ቤት መዘጋጃ ወይድማ ካንቶን ብርኪ ኣፍልጦ ዝተሃቦም እዮም።

 

እዚኦም መሰለት ኣብ ቤት መዘጋጃን ካንቶን ብርኪታት ኣብ ውሸጢ ካንቶን Neuenburgን Jura ከምኡውን ኣብ ቤት መዘጋጃ ብርኪታት ካንቶን Fribourg, Genevaን Vaud ተቀሚጦም ዝርከብዮም። ቤት መዘጋጃ ኣብ ወሸጢ ካንቶናት Appenzell Ausserrhoden, Basel-Stadtን Graubünden ኣብ ዋኒናት ማሕበረሰብ መሰል ምምራጽ ዜጋታት ወጸኢ ዓዲታት ኣብ ግብሪ ከውዕል ይኽእል (ካብ ጃንዋሪ 2018 ጀሚሩ)።

 

ኣብ ዝተወሰኑ ቤት መዘጋጃ ካንቶን Graubünden ዜጋታት ወጻኢ ዓዲታት ኣብ ብርኪታት ቤት መዘጋጃ ከመርጽ ይክእሎዮም። ምናልባት እዚ ምግባር ዝደልዩ እንተኮይኖም ኣብ ዝነብሩሉ ከባ ዘሎ ቤት መዘጋጃ ክገብሩ ይክእሉ።

 

ዜጋታት ወጻኢ ዓዲታት ኣብ ፖለቲካ ምስታፋ እንተደኣደልዮም ካልኦት ብዙሕ ዕድላት ኣለዎም። መሰል ምቅባል ኣቤቱታን ምፋራም ኣለዎም። መሰል ምምራጽ ዜጋታት ወጻኢ ዓዲታት ተኣማኒ ዝከውን ብብዙሓት ብመሰረት ኣብ ትሕቲ ሕጊ ሕዝቢ ስዊዘርላንድ እዩ። ከምኡውን ብቀሊሉ ኣብ ኮሚቴታት ድልየት ዘለዎም ጉጀለታትን ክለብ ኣብ ዝኮነ ይኹን ንምክታትን ኣብ ብርኪታት ከባቢታት ኣወራጃ ንኣብነት ወይድማ ማሕበረሰብ ለውጢ ንምምጸእ ዘክእል ዕድል ንምርካብ ብቀሊሉ ምክታት ንከኣልዩ።