ቋንቋን ምውህሃድን

Sprache und Integration

ከባቢያዊ ቋንቋ ከመይ ክምእትመሃር፡ ኣብቲ ናይ ካንቶን ውህደት ማእኸል ዘለው ሓበሬታታት ናይቲ ኣገልግሎት፡ ኣብቲ ካንቶን ዘሎ ስምዕማዕ ናይ ምውህሃድ እንታይ ሙኻኑን ነዘ ዝኣመሰሉን ሕቶታትን ሓበሬታታት ኣብ ክፍሊ ቋንቋን ዉህደት ይርከቡ፡፡