ውህደት

ውህደት

“ምውህሃድ” እንታይ ማለት እዩ?

ውህደት ማለት ኣብ መንጎ ግዴታትን መሰላትን ናይ ሓባር መሰረት ዝገበረ፡ ግላውን ማሕበራውን መስርሕ ክኸውን ከሎ፡ ዕላምኡ ድማ፡ ኩሉም ሕዝብታት ብንግድን ማሕበራዊ ሕይወትን ክሳተፉ ምሕጋዝ እዩ። ምስጓም ናይ ውህደት፡ “ብድሆን ምትብባዕን” ብዝብል መሰረታዊ ሓሳብ ዝተመርኮሰ ኾይኑ፡ ብፍላይ ድጋፍ ኣብ ትምህርቲ ቋንቋ፡ ሞያዊ ምዕባለ ከምኡውን ማሕበራዊ ተሳትፎ ዝሕግዝ እዩ፡፡

 

ቤት ጽሕፈት ውህደት፡ ኣብ ዞባውን ምምሕዳራውን ደረጃ ዘሎ ውህደት ይቆጻጸር ምቹእ ኩነታትውን ይፈጥር። ኣብ ማሕበራዊ ውህደትን ቋንቋን ዝሕግዙ ፕሮጀክታት የበራትዕን ይድግፍን፡ ኣብ ውህደት ዘሎ ሓበሬታ እኹል ምዃኑ የረጋግጽ፡፡

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Fachstelle Integration Graubünden

    ናይ Graubünden ናይ ጉዳይ ውህደት ዲፓርትመንትGrabenstrasse 17001 Chur081 257 26 38www.integration.gr.ch