ናይ ቋንቋ ናይ ኣመሃህራ ስርዓት fide

ናይ ቋንቋ ናይ ኣመሃህራ ስርዓት fide

ናይ ቋንቋ ናይ ኣመሃህራ ስርዓት fide

ቋንቋዊ ምውህሃድ ናይቶም ካልእ ቋንቋታት ዝዛረቡ ናብ ስዊዘርላንድ ዝኣተዉ ሓደስቲ ሰባት ንምድጋፍ ፈደራላዊ ስርዓት fide ዝበሃል ናይ ቋንቋ ናይ ኣመሃህራ ስርዓት ኣበጊሱ ኣሎ። እዚ ኣገባብ እዚ ኣብ ናይ ስዊዘርላንድ ዕለታዊ ህይወት ዘተኮረን ንሓደስቲ ኣተውቲ ናይ ሓሳብ ምልውዋጥ ድልየት ንምምላእ ዝዓለመን እዩ።
ብዓነቶም ንጠለባት ደረጃ fide ዘማልኡ ናይ ቋንቋ ትምህርቲ ቀረባት ብኸምኡ ተነጺሮም እናተሰምዩ ይቐረቡ። ናይ fide ኣገባብ ብቕዓት ዝሓለዉ ብዝተፈላለየ ኣርእስቲታት ዝቕረቡ ናይ ትምህርቲ ቋንቋ ክፋላት (ኮርሳት) እውን ኣለዉ።

 

ንስርዓት ኣመሃህራ ቋንቋ fide ከምኡውን ብዛዕባ ብዓይነቶም ምስኡ ተዛመድቲ ዝኾኑ ኣብ Graubünden ዝቕረቡ ክፋላት ትምህርቲ (ኮርሳት) ዝምልከት ደቂቕ ሓበሬታ ካብ ካንቶናዊ ማእከል ሓበሬታ ምውህሃድ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

 

ሓበሬታ ብዛዕባ ናይ fide ናይ ቋንቋ ብቅዓት ምስክር ኣብ Rubrik Sprachnachweise Webportal fide ክትረኽቡ ትኽእሉ።

መጋጠሚታት (ሊንክ