ሓቢሮም ዝነብሩ መጻምድቲን ስድራ ቤታትን

Partnerschaft und Familie

ኣብ ስዊዘርላንድ ተቀባልነት ዘለዎ ብሓባር ተወሃሂድካ ናይ ምንባር፡ በዛዕባ ክልተ ዜግነት ዘለዎም ጥሙራት ሓበሬታ፡ናይ ቤተሰብ መሰል ንግዴታን፡ ምስ ቤተሰብ ጎንጺ እንተተፈጢሩ ሓገዝ ካበይ ከም እንረክብ ሙሉእ ሓበሬታ ንምርካብ ናብ ሕብረት ቤተሰብ ጉዳይ ይወከሱ፡፡