ኣብ ውሽጢ ገዛ ጎንጺ

ኣብ ውሽጢ ገዛ ጎንጺ

ኣብ ውሽጢ ገዛ ጎንጺ

ኣብ ሓዳርን ኣብ ዕርክነትን ውሸጢ ኣብ ደቂ ዝበፅሕ ጥቅዓት ኣብ ስዊዘርላንድ ተቀባይነት የብሉን። ዝኮነ ይኩን ኣካላዊ ጥቅዓት ዝፍጽም ሰብ ናይ ወንጀል ቅጽዓት ይግበረሉ እዩ። ንናይ ገዛ ውሽጢ ጥቅዓት ዝበጽሖም እንተኮይኑ ግልጋሎት ምክሪ ዝህቡ ማዕከላት ምርካብ ይከእል እዩ። ኣብ ዓቢይ ሓደጋ ውሽጢ ጥቅዓት ዝበፅሖም እንተኮይኑ ናይ ሓለዋን እርዳታ ሓገዝ ብቀጥተኛ ፖሊሳት ክረኽቡ ይክእሉ እዮም። (ስልኪ 117)

 

ቆልዑ

ብጥቅዓት ተጎዳእቲ ሕጻውንቲን ዕሸላት ተቋማት ክረክቡ ይክእሉ።

  • Graubünden ቤት ጽሕፈት ሓገዝን ምኽሪን ዓደዳ ምስዚ
    Klostergasse 5
    7000 Chur
    081 257 31 50
    opferhilfe@soa.gr.ch
  •  

  • ንሕፃውንቲን ዕሸላት ናይ ሕፃናት ሓደጋ እዋን መስመር ቁጽሪ ተሌፎን 147 (ነፃ መስመር)
    www.147.ch

 

Frauenhaus Graubünden (ናይ Graubünden ደቂ ኣንስትዮ ሓለዋ)

Frauenhaus Graubünden (ናይ Graubünden ደቂ ኣንስትዮ ሓለዋ) ንደቂ ኣንስትዮ ሕፃውንቲን ዕሸል ሕፃውንቲን መጸለሊን ሓለዋን ሓገዝ ምክሪ ይህብ። ናይ ደቂ ኣንስትዮ ሓለዋ ዝኮነ ይኩን ዜግነት ዘለዋን ጉድኣት ዝበፅሓን ደቂ ኣንስቲዮ ኣብ መዓልቲ ን24 ሳዓታት ክፍቲ እዩ። ቁጽሪ ተሌፎን 081 252 38 02። ብመርበብ ሓበሬታ ኣቢሎም ምክሪ ክረኽቡ ይክእሉ።

 

ዓርኪ

  • Opferhilfe-Beratungsstelle des Kantons Graubünden

    ናይ Graubünden ግዳያት መጥቃዕቲ ንዝኾኑ ምኽሪ ዝህብ ማእከልKlostergasse 57000 Chur081 257 31 50www.soa.gr.ch

undefined