Möglicherweise versuchen Sie, mit einem gesicherten Browser auf dem Server auf diese Website zuzugreifen. Aktivieren Sie Skripts, und laden Sie diese Seite dann erneut.
Grüezi
Allegra
Buongiorno
Hello
Bonjour
Mirëdita
مرحبا
Dobar dan
Bom dia
Buenos días
வணக்கம்
ሃሎ
روز به خیر
Integration Graubünden
Integraziun Grischun
Integrazione Grigioni
Grüezi
Allegra
Buongiorno
Hello
Bonjour
Mirëdita
مرحبا
Dobar dan
Bom dia
Buenos días
வணக்கம்
ሃሎ
روز به خیر
Anscheinend ist in Ihrem Browser JavaScript nicht aktiviert. Aktivieren Sie bitte JavaScript, und versuchen Sie es erneut.
Home
>
ትግርኛ
>
ሓቢሮም ዝነብሩ መጻምድቲን ስድራ ቤታትን
>
ጎንጺ
ጎንጺ
ኣብ መንጎ ርክብ ፍቅሪ ንጎንጺታትን ጸገማትን
መፋቀሪ ዝተፈላለዩ ምክንያታት ክህልው ይክእሉ እዮም። እዚ ዝከውን ንኣብነት ናይ ሓዳር ኣጋር ድልየት ዘይማላእ (ሓሳብ) ወይድማ ንነገራት ዝወሃብ ዋጋ ከተስማምዓ እንትቀር እዩ። ኣብቲ እዋን ጎንጺ ዝተፈጠረሉ እቶም ጽምዲ ኣጋራት ጸገም መፍትሒ ምሃብ ክሕግዙ ዝክእሉ ፍሉም ግልጋሎት ምክሪ ወሃብቲ ማዕከላት ኣለው።
መጋጠሚታት (ሊንክ)
Paarlando Graubünden ናይ መጻምድቲ ኣጋራት ሕይወት ግልጋሎት ምኽሪ
Adebar Graubünden ናይ ስድራ ቤት ትልሚ፣ ወሲብ፣ ጥንሲ፣ ናይ ፍቕሪ ርክብ ማእከል ምኽሪ
ጎንጺ ስድራ
ወለዲ ደቆም መብዛሕትኡ እዋናት ዝጨቃጨቁ እንተኮይኖም ወይድማ ኣባላት ስድራ ኣብ ሕይወቶም ጸገም ክጓነፉ ከለዉ ኣጸጋሚን ኣብ መንጎ ስድራ ቤት ዘጨንቅ ኣጸጋሚ ኩነታት ክፍጠር ይክእል እዩ። ከምዚ ዝበለ ዓይነት ኣብ ዝፍጠርሉ እዋናት ወለዲ ደቆም ግልጋሎት መምከር ዝህቡ ተቋማት ብምርካብ ሓገዝ ክረክቡ ይክእሉ እዮም። ናይ ወለዲ ኣጸጋሚ እዋን መስመር ወለዲ ደቆም ምዕባይ ምስ ናይ ደቆም ዕብየት ዝተተሓሓዘ ወይድማ ወለዲ ወይም ካልኦት ኣካላት ኣብ ደቁ ጥቅዓት ዘብጽሑ ናይ 24 ሰዓታት ናይ ምክሪ ሓገዝ ግልጋሎት ይህብ። ነፃ ምክሪ ንምርካብ 0848 35 45 55 ይደውሉ።
መጋጠሚታት (ሊንክ)
Elternnotruf (ናይ ህጹጽ እዋን መስመር ሓገዝ ወለዲ) / ሓገዝን ድጋፍን ወለዲ። (DE)
Pro Juventute /ስለ 147 ናይ ሕጹጽ (ሓደጋ) እዋን ናይ እርዳታ መስመር ንሕጻናትን ጎርዞታትን ዝግበር ናይ ሞሞከር ኣገልግሎት ሓበሬታ ተደልዮም። (DE)
undefined