ሓቢሮም ዝነብሩ የዕሩክቲ (ዘይተመርዓው)

ሓቢሮም ዝነብሩ የዕሩክቲ (ዘይተመርዓው)

ሓቢሮም ዝነብሩ የዕሩክቲ (ዘይተመርዓው)

ኣብ ስዊዘርላንድ ብዝተፈላለዩ ኩነታት ሓቢሮም ዝነብሩ ሰባት ትቅበልያ። ብዙሓት ሰብ ሓዳር ከይተመርዓው ሓቢሮም ክነብሩ ይክእሉ እዮም። ቆልዑውን ክህልዎም ይክእል እዩ። ከምዚ ዝበለ ብዘይ መርዓ ሓቢርካ ምንባር ስምምዕ ክፍፅም ይክእል እዩ። እዚ ስምምዕ ንኣብነት ኣየናይ ንብረት ናይ መን ወይድማ ናይ ስድራ ቤት መፃኢታት ብከመይ ከምዝካፈሉ የርእይ። እዚኦም ዓይነት በዓልሓዳር ቅድም ክብል ካብ ዝነብሮም ርክብ ዘፍረይዎም ቆልዑት ናይቲ ስድራ ኣካል ዝገብሩ እንተኮይኑ ዝተፈላለየ ስድራ ዝብል የካትት እዩ። ወዲን ጓልን ብፅሒቶምን ስርሖም ብከመይ ይከፋፈሉ ዝብል ከምኩነታቱ ዝውሰን ይኮውን።

undefined