ሓቢሮም ዝነብሩ የዕሩክቲ (ዘይተመርዓው)

ሓቢሮም ዝነብሩ የዕሩክቲ (ዘይተመርዓው)

ሓቢሮም ዝነብሩ የዕሩክቲ (ዘይተመርዓው)

ኣብ ስዊዘርላንድ ብዝተፈላለዩ ኩነታት ሓቢሮም ዝነብሩ ሰባት ትቅበልያ። ብዙሓት ሰብ ሓዳር ከይተመርዓው ሓቢሮም ክነብሩ ይክእሉ እዮም። ቆልዑውን ክህልዎም ይክእል እዩ። ከምዚ ዝበለ ብዘይ መርዓ ሓቢርካ ምንባር ስምምዕ ክፍፅም ይክእል እዩ። እዚ ስምምዕ ንኣብነት ኣየናይ ንብረት ናይ መን ወይድማ ናይ ስድራ ቤት መፃኢታት ብከመይ ከምዝካፈሉ የርእይ። እዚኦም ዓይነት በዓልሓዳር ቅድም ክብል ካብ ዝነብሮም ርክብ ዘፍረይዎም ቆልዑት ናይቲ ስድራ ኣካል ዝገብሩ እንተኮይኑ ዝተፈላለየ ስድራ ዝብል የካትት እዩ። ወዲን ጓልን ብፅሒቶምን ስርሖም ብከመይ ይከፋፈሉ ዝብል ከምኩነታቱ ዝውሰን ይኮውን።

ናይ ተመሳሳሊ ዑደት ርክብ

ተመሳሳሊ ጾታ ብኣጋር ኣብ ሲዊዘርላንድ ተቀባልነት ዘለዎ ርክቦም (ኣጋርነቶም) ናይ ምምዝጋብ ኣማረጺ ኣለዎም። ch.ch ድሕረ ገጽ ናይ ተመሳሳሊ ጾታ ርክብ ምምዝጋብ ዘስዓቦ ቁልፌ ውልቃዊን ናይ ገንዘብ ኩነታት ጥቅልል ዝበለ ሓበሬታ ኣካቲቱ ይርከብ። ዝነብሩሉ ኣካባቢ ኣብ ዝርከብ ቤር ምዝገባ ከማልእዎ ዝሕልው ኩነታታን ሓበሬታ ምግባር ስለዝግብኦም ተግባራትን ይንገሮም።

መጋጠሚታት (ሊንክ