ህጹጽ ኩነታትን ምኽሪን

Notfälle und Beratungsangebote

ኣብ ሓደጋ ግዜ እንታይ ክትገብር ከምዘለካ፡ ኣብ ሰዊዝ ናይ ሓደጋ ግዜ ቁጽሪ ቴሌፎን ንምርካብ፡ ንህፃናት ኣብ ሓደጋ ግዜ ናይ ሓገዝ መስመር ንምርካብ፡ በቑዕ በዓል ሙያ ምኽሪ፡ ሕጋዊ ዝኾነ ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት ንምርካብ ናብ ማእኸል ተጸዋዒ ሓደጋ ንኣገልግሎት ምኽሪን ይወከሱ፡፡