ምኽሪን ካውንስሊንግን

ምኽሪን ካውንስሊንግን

ምኽሪን ካውንስሊንግን

ሕቶን ጸገማትን እንተደኣ ሃሊዩኩም ሓበሬታ ምርካብን ብዝርከቡ ምንጪታት ምኽሪ ክትጥቀመሎም ምዃንካ በሊሕነት እዩ። ንሓፈሻዊ ሕቶታት መልሲ ዝህቡን ብገለ ጉዳያትን ዘፈራት ሂወትን ብንጹር ዝነጥፉን ማእኸላት ምኽሪ ኣለው። ብዛዕባ ማእኸላት ምኽሪን ፍሉይ ግልጋሎትን ኣብ ቹር/chur፣ ኣብ እትነብረሉ ከተማ ካብ ዝርከብ ማእኸል ሓበሬታ ወይ ኣብ ኢንተርኔት ብዛዕባ ማእኸላት ምኽሪ ተወሳኺ ሓበሬታ ክትረክብ ትኽእል። ኣብ ኻልኦት ክፋላትውን ኣብ hallo.gr.ch ናይ ገለ ማእኸላት ምኽሪ ናይ መወከሲ ኣድራሻታት ሓበሬታ ኣሎ።