ዓበይቲ ኣረጋዊያን ዓዲን ብሕይወት ዝተረፋ (AHV)

ዓበይቲ ኣረጋዊያን ዓዲን ብሕይወት ዝተረፋ (AHV)

ብከመይ እዩ ዓበይቲ ኣረጋዊያን ዓዲን ብሕይወት ዝተረፋ ዝስርሕ?

ኣሕጸሮተ ቃል AHV ማለት (Alters- und Hinterlassenenversicherung) ወይድማ ዓበይቲ ሸማግለታት ኣዲን ብሕይወት ዝተረፋ ኢንሹራንስ ማለት እዩ። እዚ ዋን ዝጀመረ 1948 እንትከውን ንስዊዝርላንድ ብጣዓሚ ጠቃሚ ማሕበራዊ ውሕስና።

 

ምስ ናይ እርጋን ጡረታ AHV ኢንሹራንስ ዘለዋ ሰብ ስራሕ ጠጠወ ኣብ ዘብለሉ እዋን ወሕስና መሳርሒታት ዘለዋ ውሕስና ይርክብ። ኣብ ስዊዘርላንድ ደቂ ኣንስትዮ ብዕድመ ካብ ስራሕ ጡረታ ዝወደአ 64 ዓመት እንትከውን ደቂ ተበዕትዮ ድማ 65 ዓመት (ምኻኑ ጅንዋሪ 2016) ይገልጾ። ኣብ ውሸጢ ኤኤችቪ ዝርካብ ኢንሹራንስ ብሕይወት ዝረተረፋ ድሕሪ እቲ ናይ ስድራ ቤት ዋና ፋይናንስ ኣቅራቢ ምሰሞተ በዓልቲ ገዝኡን ሕጸወንቲ ደቁ ናይ ፋይናንስ ጸገሞ ኣየጋጥምም ይሕግዝ።

 

ኤኤችቪ መሰረታዊ መምርሒታት ልዑል ስብዕና ምርኵስ ዝገበረ እዩ። ፕሮሮሽናል ንቁሓት ዝኮኑ ናይ ሕዝቢ ፋይናንስ ኣብ ሕዚ እዋን ጡረታ ዘለዎምን ተመሳሰሊ ቀጻላይ ሳዓቢን ፋልፋል ዘለዎም እዮም። ኢንሹራንስ ኣብ ስዊዘርላንድ ዝነብርን ዝስርሕ ኹሉ ዝቀርብ ቀረብ እዩ። ካብ 18 ዓመት ጀሚሩ። ኤኤችቪ ፋይንስ ዝከውን ካብ ደመወዝ ስራሕተኛ ዝቅነስን ኣስተዋጸኦ ናይቲ ስራሕተኛ መንግስቲን ካንቶን እዩ

 

ኹሉ ሰኣብ እዋን ናይ ጡረታ ጊዜኡ እናብደሓ ዝመጸ ቅድሚ ዕድሚኡ ናብ ዕድመ ጡረታ ምብጸሑ ቅድሚ ሰለስተ ክሳብ ኣርባዓተ ወርሒ ምስ ቤት ጽሕፈት ካሕሳ ክራከብ ኣለዎ። ምናልባት ሕቶታት እንተሃልይዋም ናይቲ ከባቢ ጤንፈር ቤት ጽሕፈት መከሓሓሲ ሓገዝ ክገብረሎምዩ።

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Sozialversicherungsanstalt des Kantons Graubünden

    ናይ Graubünden ካንቶን ትካል ማሕበራዊ መድሕንOttostrasse 247000 Chur081 257 41 11www.sva.gr.ch

ተወሳኺ AHV/IV ናይ መንግስቲ ኢንቫሊዲቲ ኢንሹራንስ

ተወሳኪ AHVን IV (ናይ መንግስቲ ኢንቫሊዲቲ ኢንሹራንስ) ጥቅሚታት ዝሕግዝ ናይቲ ወሕስና ጡረታ ዘለዋ ስብ ካልኦት ኡቶችን ንብት እቲ ዝነኣስ ብርኺ ወጸኢታት መነባብሮ ዘይሽፋን እንተኮይኑ እዩ። ዜጋታን ወጸኢ ዓዲታት ኮይኖም ኣብ ካንቶን ዝነብሩ ተወሳኪ ተወሳኪ ጥቅሚታት ይረክቡ:-

 

  • ንዜጋታት EUን EFTA (ኖርወይ ኣይስላንድን ኢቸተነስቲያን) ግዝኣታት ምንም ወዓል ሕደር የለን
  • ዜጋታት ሰልሳይ ዓዲ ግን ኣብ ስዊዘርላንድ ብቀጸልነት ንዓስተ ዓመት ክነብሩ ኣለዎም
  • ስደተኛን ዓዲ ዘይብሉ ሰብ ኣብ ስዊዘርላንድ ንተከታታሊ ሓሙሽተ ዓመት ክነብር ኣለዎ