ምዕቓን ስድራ ቤት

ሓገዝ ድሕሪ ሕርሲ

ድሕሪ ሕርሲ ኣብ ዘለው ዕለታት ሓገዝ ዝረክብ ኣበይ እዩ?

ኣብ ፈለማ ቀዳምት ድሕሪ ወለድ መዓልቲታት ኣደ ናይ ኣካልን ስነ ኣእምሮ ምርግጋዕን ትደልይያ። ኣብዚ ናይ ፈለማ እዋናት ኣደን ሕፃን ናይ ሕክምና ክትትል ይረክቡ። መሰረታዊ ናይ ጥዕና ፈንድ ኢንሹራንስ ክፋት ዋጋ ኣብ እዋን ጥንሲ ይምርመር። እዚ ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፈንድ ዝሸፋኖ ዝተወሰነ ድሕሪ ወሊድን ጸባ ጡብ መሰረት ጌሩ ዝወሃብ ምክሪ ሓዊሱ እዩ።

 

ንኣዴታት፣ ንኣቦታትን ንወለድቲን ዝወሃብ ምኽሪ ብዛዕባ ኣመጋግባ፣ ዕብየት ቆልዑት ወይ መስርሕ ምብጻሕ ድሕሪ ሕርሲ ኣብ ገዛ ይወሃቡ እዮም። ብዛዕባ ኣብቲ ከባቢ ዝርከቡ ኣገልግሎታት ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ እትነብራሉ ማሕበረሰብ ናብዘለዉ ሰበ ስልጣናት ወይ ኣብ Graubünden ናብ መርበብ ሓበሬታ ምኽሪ ኣዴታትን ኣቦታትን ተወከሱ። ብተሌፎን ወይ ኣብ ኦንላይን ብዝምላዕ ቕጥዒ ሕቶኹም ክተቕርቡ ትኽእሉ።

መጋጠሚታት (ሊንክ