ኪራይ

ኪራይ

ኣብ ክራይ ገዛ ዝጠቓለላ ወጻኢታት እንታይ እዮም?

ናይ መጀመርታ ዋጋ ወርሓዊ ኪራይ ኣፓርትመንት እዩ እዚ ማት ብክራይ ስምምዓ ዝሰማማዓዎ ማለት እዩ። ከምኡውወን ካልኣት መንቀሳቀሲ ዋጋታትን ናይ ኣገልግሎት ክፋት ንኣብነት ኤሌክትሪክ ወይድማ ጋዝ ቴሌፋን ኢንተርኔት ኮኔክሽን ወይድማ ኬብል ቴሌቪዥን።

 

መንቀሳቀስ ዋጋ ናይ መምቂ ማይ ክንክንን ክትትል ወሃብቲ ጸገናታት ጀርዲን ዝባክኑ ማይ ከምኡውን ካልኦት ብዙሓት ዘካተተዩ። እዚ ዋጋ ምንቅስቃሳት ኣብ ኪራይ ስምምዓ ዝጥቀስዩ ከምኡውን ብንጻር ዝቅመጥዩ። እዚ እንተዘይኮይኑ ኣይፋቀድንየ። እዚ ወዳኢታት መንቀሳቀስ ኣብ መንጎ ተካረይቲ ብማዕረ ዝክፋልዩ። ኣብ መንጎ ተካረይቲ ብማዕረ ዝክፈልዩ።

 

ምስ ተካረዪቲ ዝበጽሐካ ናይ መሳለጢ ክፍሊት ምስ ናይ ክራይ ክፍሊት በብወርሑ ክትኸፍል ኢኻ። እዚ ድማ ክፍሊት ብኣካውንት ይበሃል። እንተወሓደ ኣብ ዓመት ሓደ ጊዜ ናይ መወዳእታ መግለጺ ሒሳብ ትቕበል። ምናባት ብኣካውንት ዝተከፈለ ካብ ናይ መወዳኣስታ መግለጾ ክፍሊት ዝነኣስ እንተኮይነ እቲ ሚዛን ደብዳብ ይከፋሉ። ምናልባት እቲ ዋጋ ዘስናኣሳ እንተኮይኑ እቲ ሕልፌ ዘከደም ይክፈሉ። እቲ ናይ መወዳእታ መግለጻ ኣካውንት ብጥንቃቀ ከረጋገጸ ይግባእ።

ናይ ኪራይ ተቐማጢ ገንዘብ ማለት እንታይ ማለት እዩ?

ናይ ኪራይ ተቐማጢ ገንዘብ - ናይ ውሕስና ተቐማጢ ገንዘብ ወይድማ ቦንድ ብምባልውን ይፋለጡ - እዚይ ድማ ነቲ በዓል ገዛ ከም መትሓጃ ይቁጸር። ኣወትስታዲንግ መንቀስቀስ ይቁጻር ወይድማ ኣብቲ ኣፓርታሚ ንዝበጸሕ ዓንወት ውሕስና ይወዓል። እዚ ተቐማጢ ገንዘብ እንተወሓደ ናይ ስለስተ ወርሒ ኪራይ ይከውን። እዚ ተቐማጢ ገንዘብ ኣብ ፋሉይ ባንኪ ኣካውን ተቐማጢ ገንዘብ ዝከውን ወይድማ መሓለወታ ኣካውንት) ብሽም ተከራያይ ዝቅመጥ እዩ። ከብቲ ኣፓርትመንት ኣብ ዝወደኡሉ እዋን እቲ ዲፖዚተ ን ወለድ ብቁልጡፋ ይምለስሎም። ዝኮነ ይኹን ዘይትኸፈለ ክፍሊት ኪራይን ኣብቲ ኣፓርታማ ዝበደሕ ዓንወት ካብኡ ይቅነስ።

 

ከምኡው ናይ ኪራይ ተቐማጢ ገንዘብ ውሕስና ፖሊሲ ካብ ኢንሹራንስ ትካላት ምውጸእ ይከኣልዩ። እዚ ናይ ኢንሹራንስ ትካል ተቐማጢ ገንዘብ ወይ ተቐማጢ የቅርብ። ነዚ ኣገልግሎት ዓመታዊ ፕሪመም ኽፈል። ናይዚ ጥቅሚ ኣካወንቶም ኣብ ተቐማጢ ገንዘብ ኣካወንት ኣይእሰርን ናይዚ ኣሉታዊ ጽልዋ ድማ ኣብ ሕድ ሕድ ዓመት ስዊዝ ፋራንቸስ ፕሪመም ንእሽቶ ሚእቲታት ኽል። እቲ ሕሱር መማረጺ ንተቐማጢ ገንዘብ ክራይ ባዕልኻ ምቕማጥ እዩ።