ናይ ስዊዝ ፍቓድ መራሒ መኪና

ናይ ስዊዝ ፍቓድ መራሒ መኪና

ናይ ስዊዝ ፍቓድ መራሒ መኪና ከመይ ኣቢለ ይረክብ?

ፍቓድ መራሒ መኪና ኣፍልጦ ክህልዎ ምስ ሲዊዘርላንድ ውዕሊ ስምምዕ ካብ ዝገበሩ ሃገራት ምናልባት እንተመጺኦም እቲ ሓደ ክትገብሩዎ ዘለኩም ኣገደስቲ ዝኾኑ ሰነዳትኩም ምቕራብ ጥራሕ እዩ። ከምኡውን ናይ ስዊዝ ፍቓድ መራሒ መኪና ተሽከርካርቲ መራሕቲ መኪና ይወሃቦም።

 

ምናልባት ምስ መንግስቲ ሲዊዘርላንድ ኣፍልጦ ውዕሊ ስምምዕ ፍቓድ መራሒ መኪና ካብ ዘይብሎም ዓዲታት እንተደኣመጻኦም። ንኣሸከርከርቲ መራሕቲ መኪና ዝወሃቦም ፈተና ክሓልፋ ኣለዎም። ወይድማ መሊሶም ናይ መራሕቲ መኪና ፈተና ክወስዱ ኣለዎም። እዚ ፈተና ዝህበ ናይ መንገዲ ትራፊክ ፍቓድ መራሒ መኪና ክፍሊ ተባሂሉ ኣብ ካንቶን ዝርከብ ክፋል ናይ ናይ ቃል ፈተና ምስሓለፋ ዝወሃብዩ።

 

ንመጀመርታ እዋን መምሃሪ ፍቓድ መራሒ መኪና ክንድሕር ዝደልዩ ኮይኖም ሞተር ብሽክለታ ክመርሑ (ክገንሑ) ይክእሉ እዮም)። እዚ ፍቓድ ዝህቦ መንገዲ ተራፊክ ፍቓድ መራሒ መኪና ክፋ ዝበሃል ኣብ ካንቶን ዝርከብ ናይ ቃል ፈተና ምስሓለፋ ዝወሃብ እዩ። እዚ ናይ መምሃሪ መራሕቲ መኪና (ኣሽከርካርቲ) ን 23 ዓመት ወይድማ ካብኡ ንላዕሊ ዕድመ ሙሉእ ፍቃድ ዘለዋ ፍቓድ መራሒ መኪና መራሕቲ መኪና (ኣሸከርከርቲ) ዘለዋም ሰባት እንበር ዝፈቃድ እዋናዊ ፍቓድ መራሒ መኪና ብንጻር ንዝተቀመጠ ክፋሊ ተሽከርካሪ ንሰላስተ ዓታት ዝኣክል ኣይኮነን።

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Strassenverkehrsamt des Kantons Graubünden

    ናይ Graubünden ካንቶን ናይ መንገዲ ትራፊክ ፍቓድ ዝህብ ዲፓርትመንትRingstrasse 27001 Chur081 257 80 00www.stva.gr.ch