ንወጻእተኛ ዝወሃብ ፍቓድ መራሒ መኪና

ንወጻእተኛ ዝወሃብ ፍቓድ መራሒ መኪና

ኣብ ውሸጢ ስዊዘርላንድ ናይ ወጻኢ ዓዲ ናይ መራሒ መኪና ፍቓደይ ዋጋ ኣለዎ ዶ?

ኣብ ውሸጢ ስዊዘርላንድ ብናይ ወጻኢ ዓዲ ፍቓድ መራሒ መኪና እንተበዚሓ 12 ኣዋርሕ መኪና ክተሸከርክር ወይ ክተገንሕ ትኽእል ኢኻ። ብዝተኽኣለካ መጠን ናይ ስዊዝ ፍቓድ መራሒ መኪና ክትረክብ ክትጽእር ኣሎካ። ከከም ኩነታትካ ከምኡ ምግባርካ ኣገዳሲ ክኸውን ይኽእል፤ ንኣብነት ናይ ስራሕ ማመልከቲ ክተቕርብ እንከለኻ።

ዓርኪ

ዓርኪ

  • Strassenverkehrsamt des Kantons Graubünden

    ናይ Graubünden ካንቶን ናይ መንገዲ ትራፊክ ፍቓድ ዝህብ ዲፓርትመንትRingstrasse 27001 Chur081 257 80 00www.stva.gr.ch