ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ Graubünden

ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ Graubünden

ሓፈሻዊ ሓበሬታ ብዛዕባ Graubünden

ኣብ ዞባ (ካንቶን) ግራይሶንስ ካብ 198,000 ዝበዝሕ ህዝቢ ኣሎ። ካብዚኣቶም ከባቢ 37,000 ዝኣኽሉ ደቂ ወጻኢ እዮም። ኣብ ስዊዘርላንድ እቲ ዝዓበየ ዞባ (ካንቶን) ግራይሶንስ እዩ፡ 7,106 ትርብዒት ኪሎ ሜትር ዝኸውን ቦታ ይሽፍን፡ እዚ ማለት ድማ 1/6 መሬት ናይ ስዊዘርላንድ እዩ። ከባቢ 35,400 00 ህዝቢ ኣብ ርእሰ ከተማ ናይ ዞባ (ካንቶን) ቹር (Chur) ይነብር። እዛ ከተማ ሓንቲ ካብተን ጥንታውያን ከተማታት ስዊዘርላንድ እያ። (ካብ ዲሰምበር 2018 ጀሚሩ)

 

እቲ ካንቶን ብ11 ዞባታትን 108 ምምሕዳር ከተማታትን ዝተከፋፈለ እዩ። ካብ ውሽጢ እቶም መዘጋጃ ቤታት ከባቢ 50% ካብ 1000 ዝውሕዱ ነበርቲ ዘለዎም እዮም (ኣብ ጃንዋሪ 2018)።

 

undefined