ብዕድመ ዝደፍኡ ዜጋታት

ብዕድመ ዝደፍኡ ዜጋታት

ብዕድመ ንዝደፍኡ ዜጋታት እንታይ ይርከብ?

ምስ ዕድመ ዝተተሓሓዙ ብዙሓት ሓበሬታን ምኸርን ይርከቡ። ንምሕታት ወይድማ ሓበሬታ ንምርካብ ፈለማ ክትኸድዎ ዝግባእ ኣብ ትነብርሉ ዝርከብ ምምሕዳር ወይድማ ማእከል ጥዓና እዩ። ሓደሓደ ማሕበረሰባት ፍሉይ ማእከል ሓበሬታ ኣጣይሾም እዮም። ጥዕናኩም ሓሊኩም ንምጽናሕ፣ መጽለሊ፣ ዕለታዊ ሂወት፣ ድጋፍን ግልጋሎት ምንክብካብን ኣብ Graubünden” መምርሒ ጥዕና “Wegweiser Alter Graubünden” ጥላትፎርም ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

undefined