ስራሕ ወለንተኛታት

ስራሕ ወለንተኛታት

ስራሕ ወለንተኛት እንታይ ማለት እዩ?

ኣብ ስዊዘርላንድ ካብ ዝነብሩ ውሽጢ ከባቢ ርብዒ ክፍሊት ኣብ ዘይክፈሎ ስራሕቲ ብነፃ ድልዮቶም ይሳተፉ። ብወለንትኦም ንማህበረሰቡ ዘገልግሉ ኮይኖም ክፍሊት እውን ኣይጽበዩን። በዚውን ብወለንትኻ ወይ በነፃ ድልየት ዝስራሕ ስራሕ ተባሂሉ ይፍለጥ።

 

ከምዚኦም ዓይነት ስራሕቲ ብክለባት ማሕበራት ረድኤት ወሃብቲ መንግስታዊን ህዝባዊን ውድባት ይዘጋጀው። ብነፃ ድልየት ዝውሃብ ግልጋሎት ወይድማ ስራሕቲ ብዛዕባ ባህሊ፣ ከባቢ፣ ስፖርት ወይድማ ተዛመድቲ ንጥፈታት ክከውን ይኽእል፡

ርክብ

  • Benevol Graubünden Fach- und Vermittlungsstelle für Freiwilligenarbeit

    BenevolGraubünden ኤጀንሲ ንጥፈት ወለንተኛታትSteinbockstrasse 27000 Chur081 258 45 84www.benevol-gr.ch

undefined