ኣብያተ መጻሓፍትን መደብራት መጻወቲታት ቆልዑን

ኣብያተ መጻሓፍትን መደብራት መጻወቲታት ቆልዑን

ኣብያተ መጻሓፍትን መደብራት መጻወቲታት ቆልዑን

ኣብ ቀንዲ ምምሕዳራት ናይ ህዝቢ ቤተ መጽሓፍቲ ይርከቡ። ኣብ ዝነብሩሉ ምምሕዳር ሓበሬታ ክትረኽቡ ትኽእሉ።

 

ኣብ ዩኒቨርስቲታትን ትካላት ትምህርቲን ዝርከቡ ሓደ ሓደ ቤተ መጽሓፍቲን ናይ ሚዲያ ቤተ መጽሓፍቲን ንህዝቢ ክፍቲ እዮም። እንታይ ከምዝርከብን ቅሩብ ዝኾናሉ ሰዓትን ብዝምልኸት ኣብ መርበብ ሓበሬታኦም ንዘሎ ሓበሬታ ይዝርግሑ።

 

Kantonsbibliothek Graubünden (ቤተመጽሓፍ ካንቶን Graubünden)

Kantonsbibliothek Graubünden (ቤተመጽሓፍ ካንቶን Graubünden) ኣብ ቹር/Chur ይርከብ። ከም መጠን ዞባዊ ቤተ መጽሓፍትን ቤተመዝገብ ፌዴራልን ኣብ ዝተፈላለዩ ስፔሻላይዝ ኣብ ዝግብሩ ዓይነት ትምህርቲን ካብ እዋናዊ ስነ-ጽሑፍ፣ ፊልምን ሙዚቃን ስፍሕ ዝበሉ መጽሓፍቲን ሓገዝቲ መጽሓፍቲን ኣብ ውሽጡ ይሕዝ።

 

ርክብ

ርክብ

  • Kantonsbibliothek Graubünden

    Cantonal Library ቤተመጽሓፍ ካንቶንKarlihofplatz7001 Chur081 257 28 28www.kantonsbibliothek.gr.ch