ክፍሊታትካ ምኽፋል

ክፍሊታትካ ምኽፋል

ክፍሊታተይ ከመይ ክኸፍል ኣለኒ?

መብዛሕቲኡ እዋን ናይ ክፍሊት ወረቀት ምስ ደረሰይ (ኢንቮይስ) ይወሂቡ። እዚ ዘድልዮም ብደረሰኝይ ንክክፋሉ እዩ። ኹሎም ዝደልይዎ ሓበሬታ ዝሓዘ እዩ ንኣብነት ሽም ናይ ተቀባሊ ቑጽሪ ኣካውንት፣ መጠን ክፍሊት፣ መወከሲ ቁጽሪ ወዘተ።

 

ንደረስይ (ኢንቮይስ) ዝከፋሉሉ ብዙሕ መንጊዲታት ኣሎ።

 

ኣብ ቤት ጽሕፈት ፖስታ ገንዘብ ተቀባሊ (ካርተር)። ዝተመልኣ ናይ ክፋት ወረቀትን ጥረ ገንዘብ ይህብዎ ወይድማ ካብ ቤት ጽሕፈት ፖስታ ጌሮ ኣካውንት ብምልቅሕ እዩ። ኣብ ሕድ ሕድ እዋን ክፋት ደረሰይ ይወሃቦም ወይድማ ኣብ ብጫ ናይ ቤት ጽሕፈት ኣካውንት ደብተር ይኣትወሎም። ከምኡውን ኣብ ክፍሊት ትዕዛዝ ይምላእ ናብ ባንኮም ምስ ናይ ክፍሊት ወረቀት ይተሓላለፋ። ድሕሪኡ ባንኮም እቲ ገንዘብ የዘዋውሮ። ካሊእ ዘካተቶ መማረጺ ኢ-ባንኪንግ ወይድማ ሞባይል ባንኪንግ መምርሒ ምጥቃም ኣፕሊኬሽን ሞባይል ባንኪንግ ኣፕሊኬሽን ወይድማ ኣፕሊኬሽን PostFinance ምጥቃም እዮም።

 

ቀጥተኛ ልቃሕ/ክፋት እቲ ከይዲ ቀሊል ይገብሮ (Lastschriftverfahren – LSV)ን ዝጽበዩ ትእዛዛት (Dauerauftrag)። እዚ መንገዲ እዩ ጸብጻብ ቕብሊት ብቕልጡፍ ዘሳልጥ ንኣብነት ንክፍሊት ክራይ፣ ቴሌፎን፣ ወይድማ ንክፍሊት ናይ ጥዕና ኢንሹራንስ ፈንድ እዚ ብከመይ ከምዝገብሩ ኣብ ባንኮም ወይ ኣብ ቤት ጽሕፈት ፖስታ ክትረኽቦ ትኽእሉ።