Möglicherweise versuchen Sie, mit einem gesicherten Browser auf dem Server auf diese Website zuzugreifen. Aktivieren Sie Skripts, und laden Sie diese Seite dann erneut.
Integration Graubünden
Integraziun Grischun
Integrazione Grigioni
Deutsch
Rumantsch
Italiano
English
Französisch
Albanisch
Arabisch
Bosnisch/Kroatisch/Serbisch
Portugiesisch
Spanisch
Tamilisch
Tigrinya
Dari/Farsi
Anscheinend ist in Ihrem Browser JavaScript nicht aktiviert. Aktivieren Sie bitte JavaScript, und versuchen Sie es erneut.
Home
>
ትግርኛ
>
ሕጻናትን ጎርዞታትን
>
ላዕለዋይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ
>
ምዝገባ
ምዝገባ
ኣብ ላዕለዋይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ከመይ ክትምዝገብ ትኽእል?
ኣብ መባእታ ቤት ትምህርቲ ኣብ 8ይ ክፍሊ ወይ 9ይ ክፍሊ ጽቡቕ ውጽኢት ዝረኸቡ ተመሃሮ ናብ ቤት ትምህርቲ Kantonsschule ወይ ናብ Gymnasium ንምእታው ዝወሃብ ፈተና ክወስዱ ይኽእሉ። ብዛዕባ እዚ ጉዳይ ዘሎ ሓበሬታ ኣብ ናይ መወዳእታ ሰለስተ ዓመታት እቲ መደብ ትምህርቲ ምቹው ኣብዝኾነ ግዜ ንተምሃሮ ይወሃብ፤ ከምኡውን ብወለንትኦም ዝሳተፋሉ ተወሳኺ መእተዊ ክረኽቡ ይኽእሉ። ኣብ ቤት ትምህርቲ መባዕታ ካብ ሻድሻይ ክፍሊ ብቐጥታ ናብ ላዕለዋይ ኻልኣይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ክሓልፉ ዝኽእላሉ መማረጺውን ኣለዎም። ካብ ሻድሻይ ክፍሊ ብቐጥታ ናብ ኻልኣይ ደረጃ ቤት ትምህርቲ ንዝሓልፉ ተምሃሮ ኣብ ቤት ትምህርቲ Kantonsschule ዝህልዎም ናይ መጀመርታ 3 ዓመታት ኣገዳሲ ናይ ዝኾነ እዋን ትምህርቲ ክፋል ተገይሩ ይቑጸር።
መጋጠሚታት (ሊንክ)
Amt für Höhere Bildung Graubünden (ናይ ላዕለዋይ ትምህርቲ ዲፓርትመንት) / ናብ Graubünden ላዕለዋይ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ንምእታው ዝወሃብ ፈተና ዝምልከት ሓበሬታ (DE)