ብናይ Graubünden ካንቶን ብማህበር ክኢላታት ሕጊ ዝሳለጡ ማእኸላት ምኽሪ ሕጊ
ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ዞባ (ካንቶን) ግራይሶንስ፡ ኣብ ግራይሶንስ ባር ኣሶሲየሽን (Grisons Bar Association) ዝሰርሑ ሰብ ሞያ 10.00 CHF
ጥራይ ብምኽፋል ናይ ሕጊ ምኽሪ ይህቡ። ናይ ምኽሪ ኣገልግሎት፡ ኣበይን መዓስን ክትረክብ ከምእትኽእል ዝገልጽ ሓበሬታ ኣብ ናይ ዞባዊ ነጋሪት ጋዜጣን ካልኦት ጋዜጣታትን ምርካብ ይካኣል።
www.grav.ch