ውልቃዊ ውሕስና ኢንሹራንስ

ውልቃዊ ውሕስና ኢንሹራንስ

ውልቃዊ ወሕስና ኢንሹራንስ የድልየኒደ?

ምናልባት ኣብ ካሊእ ስብ ጉደኣት ወይድማ ሓደጋ እንተብደሓም ዘለዋም ንብረት ብውሕስና ይተሓዝ። ስለዚድማ ወልቀ ሰባት ወይድማ ስድራ ቤት ናይ ወልቂ ኢንሹራንስ እንተሃለዋም ጠቃሚዩ ምክንያቱ እዚ ኣብ ውድመት ሽፋን ኢንሹራንስ ስለዝሸፈንዩ። ሓሓሊፉ በዓል ገዛን በዓል ስልጣን ናይ ወልቀ ወሕስና ኢንሹራንስ ከቅርቡ ትጺቢት ይገብሩዮም።

 

ኣብ ስዊዘርላንድ ቡዙሓት ኢንሹራንስ ትካላት እዚይ መሰል ኢንሹራንስ ዝህቡ ኣለዋ። ዘለዎም ጥቅሚታትን ፕሬሚየም ዘነፃፀረ እዩ። ምክንያት ዓቢይውን ክከውን ይክእልዩ።