ናይ ገዛ ሕግታት

ናይ ገዛ ሕግታት

ከም መጠን ተከራያይ ብንጹር ኣብ ግምት ከእትዎ ዘለኒ ዝኾነ ነገር ኣሎ ዶ?

ኣብ ሕንጸ መጽለሊ ብዙሓት ኩሎም ተካረዪቲን ነበርቲን ብሰላም ሓቢሮም ንምንባር ምሕሳብ ብጣዕሚ ጠቃሚዩ። ኩሉ ሰብ ክግዛኢሉ ዝግባእ ዝተወሰነ ደንቢታት ኣለዋ። እዚኦም ኣብ ደንቢታት ገዛ ብዝርዝር ተቀሚጠም ይርከብ። ንእሽቶ ቁልፊ ደንቢታት ዝስዓቡ እዮም:-

 

ኣብ ምሽት ጫውጫውታ ክፍጠር የብሉን፡- እዚ እዋን ብተለምዶ ካብ 10 P.M ክሳብ 7 AM ን ኣብ ፍርቂ መዓልቲ ናይ ምስሕ እዋ 1 P.M እዩ። ደኣብዚ እዋ ድምጺታት ቴሌብዝንን መዜቃታት ትሑት ክከውን ኣለዋ። ከምኡውን ዝርብሽ ነገራት ክገብሩ የብሎምን። ስንበትን ኣብ እዋን ናይ ሕዝቢ በዓላት ዝርብሽ ድምፂ ክገብሩ የብሎምን። ምናልባት የዓርክቶም ንፓርቲ እንተደኣ ጋቢዞም ኣቀዲምም ንጎረባብቲ ከፋልጡ ኣለዋም።

 

  • ናይ ሓባር መገልገሊ ቦታ/ክፍሊ፡- ኮሪደር ደረጃታት ናይ መክዘን ስፋራታት ላወንደሪ/ናይ ግልጋሎት ክፋሊ ኣብ ኩሎም መጸለሊታት ክህልወ ኣለዋ። በጃኹም ጸሩይ ጌሮም ይሓዝዋ ኣብዚ ስፋራታት ንወ ልቀ ኣገልግሎት ዝወዓሉ ኣየቀምጡ።
  • ላውንደሪን ክፍሊ ግልጋሎት፡- ናይ ላውንደሪ ክፋሊ/መገልገሊ ክፋ እንትጥቀሙ ዝቀቀመጡ ደንቢታት ብትክክል የክብሩ ከምኡውን እቺ ላውንደሪ ምስተጠቀሙ ጸሩይ ጌሮም ይግደፋዋ። እዚ ምግባር ምስ ካልኦት ተቀማጦታት ክፋጠር ዝክእል ዘይምርድዳእ ክፋትሓጀ ይክእል ከምኡውን ጸቡቕ ሀዋሁ ክህልው ይሕግዝ።
  • ሽጋራ ምትካኽ፡- መብዛሕቲኦም ሕንጻታት ሽጋራ ኣብ ደረጃ ኣብ ናይ ሓባር መገልገሊ ቦታን ኣብ ሊፍትን ምትኻኽ ኣይፈቅድንዮም ከምኡውን ሓደ ሓደ ኣፓርታማታ ሽጋራ ዘይትከከሎም ቦታታት ሽጋራ ምትካክ ኩልኩልዩ ይብሉ።
  • ሕቶታት፡- ምናልባት ሕቶታት እንተደኣ ሃልይዋም ምስ ተከናከነ ስራሕ ኣካያዲ ወይድማ በዓል ገዛ ተዘራረብ።